ዊኪፔዲያ tiwiki https://ti.wikipedia.org/wiki/%E1%88%98%E1%89%A0%E1%8C%88%E1%88%B2_%E1%8C%88%E1%8C%BD MediaWiki 1.39.0-wmf.23 first-letter ሜድያ ፍሉይ ምይይጥ ተጠቃሚ ምይይጥ ተጠቃሚ ዊኪፐድያ ምይይጥ ዊኪፐድያ ፋይል ምይይጥ ፋይል ሜድያዊኪ ምይይጥ ሜድያዊኪ ሞደል ምይይጥ ሞደል ሓገዝ ምይይጥ ሓገዝ መደብ ምይይጥ መደብ ማዕጾ ምይይጥ ማዕጾ TimedText TimedText talk ሞድዩል ምይይጥ ሞድዩል መሳርሒ ምይይጥ መሳርሒ መብርሂ መሳርሒ ምይይጥ መብርሂ መሳርሒ ባዮሎጂ 0 1766 23775 20350 2022-08-06T10:45:24Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki

{| |valign="top"|[[ፋይል:Thompson's_Gazelle.jpeg|125px]] |valign="top"|[[ፋይል:Yanagi.jpg|125px]] |- |valign="bottom"|[[ፋይል:Goliathus goliatus dos.jpg|125px]] |valign="bottom"|[[ፋይል:EscherichiaColi NIAID.jpg|125px]] |}

'''ባዮሎጂ''' ብዛዕባ ህይወት ዘለዎም ነገራት ዘፅንዕ ናይ ምርምር ክፋል እዩ። ነዚ ፅንዓት ዘካይድ ሰብ ''[[ባዮኦልጂስት]]'' ተባሂሉ ይፅዋዕ። መብዛሕቱ ግዜ ባዮሎጂ አብ ክልተ ይምቀል። እቶም ክልተ ጨንፈራትውን ''[[ቦታኒ]]'' (ብዛዕባ ተኽልታት ዘጽንዕ) ከምኡውን ''[[ዙሎጂ]]'' (ብዛዕባ እንስሳታት ዘፅንዕ) እዮም። እዞም ክልተ ጨንፈራት ከአ ደጊም ናብ ዝተፈላለዩ ጨንፈራትን ፍሉይ ናይ ምርምር ክፋላት ይምቀሉ። ይኹን እምበር ከም ''[[አናቶሚ]]'' (ህይወት ናይ ዘለዎም ነገራት ንድፊ ዘጽንዕ ጨንፈር) ን ''[[ጀነቲክስ]]'' (አብ ልዕሊ ውርሰ ባህሪ ድግበር ፅንዓት) ዝአመስሉ መብዛሕትኦም ጨናፍር ባዮሎጂ ንእንስሣ ይኹን ን አታኽልቲ ብዘየገድስ ንክልቲኦም ክፋል ህይወት የፅንዑ። ባዮሎጂስትታት መብዛሕትኡ ግዜ ጽንዐቶም ንምክያድ ካብ ጨንፈር ፅንዓት ናቶም ዝተፈልየ ናይ ምርምር ክፋላት ዝጥቀሙሉ ዘዴታትን ሐደስቲ ፍልጠታትን ይጥቀሙ። ንአብነት ተጠቐስና፡ ህይወት አብ ዘለዎም እንስሳታትን አታኽልትን ዝካየዱ ውህደታት ንምርዳእ ክሕግዞም ምእንቲ ''[[ፊዚክስ]]'' ን ''[[ኬሚስትሪ]]'' አብ ዝተባህሉ ናይ ምርምር ጨንፈራት ይውከሉ። == == <gallery> ፋይል:Guriezo Adino vaca toro terneras.jpg|Animalia - Bos primigenius taurus ፋይል:Zboże.jpg|Planta - Triticum ፋይል:Morchella esculenta 08.jpg|Fungi - Morchella esculenta ፋይል:Fucus serratus2.jpg|Stramenopila/Chromista - Fucus serratus ፋይል:Gemmatimonas aurantiaca.jpg|Bacteria - Gemmatimonas aurantiaca (- = 1 Micrometer) ፋይል:Halobacteria.jpg|Archaea - Halobacteria ፋይል:Gamma phage.png|Virus - Gamma phage </gallery> [[Category:ባዮሎጂ]] 449t0rewjw6y8seb9erlmtzv7ejw6if ደጋ 0 1942 23770 23244 2022-08-06T10:11:04Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki {{stub}} [[ፋይል:Eritrean Highlands.jpg|thumb|ደጋ]] እቲ ካብ ፪፬፬፬(፳፻፬፻፵፬) ልዕሊ ጽፍሒ ባሕሪ ንላዕሊ ዘሎ ቦታ ደጋ ይብሃል። እዚ ቦታታት እዚ ምስቲ ካልእ ቦታታት [[ኤርትራ]] ኣነጻጺርካ ዝሑል ኢዩ። ኣብ እዋን ቀውዕን ሓጋይን፡ ኣብ ለይቲ ክሳዕ ፭°C ኣቢሉ ይብጽሕ። ብመዓልቲ ግን ካብ ፩፭°C ንላዕሊ ኢዩ። [[Category:ኤርትራ]] 6vub5ae7ro792sj37t9s5shrn9i4fmo ጊንዳዕ 0 2027 23771 16464 2022-08-06T10:11:18Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki [[ፋይል:ER-Ghinda.png|thumb|200px]] {{stub}} [[Category:ኤርትራ]] 74fvbxsxuda54u5xaym9whmk2evu3re ምጽዋዕ 0 2029 23772 23248 2022-08-06T10:11:51Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Massawa harbour.JPG|thumb|220x124px|right]] '''ምጽዋዕ''' ኣብ [[ኤርትራ]] ትርከብ፣ ካልአይቲ ዝዕብየት ከተማ ናይዚ ሃገር አያ ከኣ። ካብ ኣስመራ ንሸነኽ ምብራቕ ኣስታት 115 ኪሎመተር ሪሒቓ ትርከብ። {{Stub}} [[Category:ኤርትራ]] 1fwznxpid2g9mm9ucc42o8f7vfedny7 ናቕፋ (ከተማ) 0 2031 23768 21696 2022-08-06T10:10:29Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki [[ፋይል:ER-Nakfa.png|thumb|200px]] ናቕፋ ኣብ ዞባ ሰመናዊ ቅይሕ ባሕሪ [[ኤርትራ]] እትርከብ ከተማ እያ፣ ናይ ኤርትራ ባጤራ ውን ካብ ናታ ስም ዝተወሰደ እዩ። ናቕፋ ኣብ ግዜ ቃልሲ ናጽነት ኤርትራ ከም ቀንዲ ማእከል ናይ ህዝባዊ ግንባር ሓርንት ኤርትራ ኮይና ኣገልጊላ። ናቕፋ ብሰንኪ ጽዑቕ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ዓንያ ሓንቲ መስጊድ ጥራሕ ደው ኢላ ተሪፋ፣ ናቕፋ ብድፋዓት ተኸቢባ ትርከብ፣ ኣብ ናይ ግዜ ቃልሲ ሓይልታት ህዝባዊ ግንባር ንከተማ ናቕፋ ምስ ኣተዉ ክሳብ ግዜ ናጽነት ሓይልታት ጸላኢ ኣብ ትሕቲ ኢዱ ንኽትወድቕ ዘይፈተኖ ኣይነበረን ክኾነሉ ድማ ኣይከኣለን በዚ ምኽንያት ናቕፋ ኣደ ጽንዓት ዝብል ስም ሒዛ ። ''.]] {{stub}} [[Category:ኤርትራ]] pmbz8wdyber0h148k4q1zhl84id1sbt ዞባ ማእከል 0 2038 23761 23250 2022-08-06T10:06:30Z የኑረነቢ ማህደር 8475 wikitext text/x-wiki ዞባ ማእከል * [[ሰሜናዊ ምብራቕ]] * [[ሰረጃቓ]] * [[በሪኽ]] * [[ደቡባዊ ምብራቕ]] * [[ደቡባዊ ምዕራብ]] * [[ጋላ ነፍሒ]] {{Stub}} [[Category:ዞባታት|ማእከል]] ba027bcuu5jw403z0midraya7zurkhf ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ 0 2039 23762 23251 2022-08-06T10:06:46Z የኑረነቢ ማህደር 8475 wikitext text/x-wiki ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ * [[ምጽዋዕ]] * [[ሽዕብ]] * [[ቃሩራ]] * [[ናቕፋ]] * [[ኣፍዓበት]] * [[ዳህላክ]] * [[ገልዓሎ]] * [[ጊንዳዕ]] * [[ፎሮ]] {{Stub}} [[Category:ዞባታት|ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ]] 8r6hc2szm7k32a6nz7ofusmdr57qoxy ዞባ ዓንሰባ 0 2040 23757 23252 2022-08-05T20:46:58Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መርበብ wikitext text/x-wiki ዞባ ዓንሰባ * [[ሃበሮ]] * [[ሓልሓል]] * [[ሓጋዝ]] * [[ሰላዕ]] * [[ኣስማጥ]] * [[ከረን]] * [[ከርከበት]] * [[ዒላ በርዕድ]] * [[ዓዲ ተከሌዛን]] * [[ገለብ]] {{Stub}} ==መርበብ== {{Commonscat|Anseba Region}} [[Category:ዞባታት|ዓንሰባ]] mhq4tbi8l062plhe3vb6wyinnxndbt7 23763 23757 2022-08-06T10:06:59Z የኑረነቢ ማህደር 8475 wikitext text/x-wiki ዞባ ዓንሰባ * [[ሃበሮ]] * [[ሓልሓል]] * [[ሓጋዝ]] * [[ሰላዕ]] * [[ኣስማጥ]] * [[ከረን]] * [[ከርከበት]] * [[ዒላ በርዕድ]] * [[ዓዲ ተከሌዛን]] * [[ገለብ]] {{Stub}} ==መርበብ== {{Commonscat|Anseba Region}} [[Category:ዞባታት|ዓንሰባ]] dlf0jhu1m54euoxbj56eyfnlx52s6ih ዞባ ደቡብ 0 2041 23765 23254 2022-08-06T10:07:26Z የኑረነቢ ማህደር 8475 wikitext text/x-wiki ዞባ ደቡብ * [[መንደፈራ]] * [[ማይ ምነ]] * [[ሰንዓፈ]] * [[ሰገነይቲ]] * [[ኩዶ ብዕር]] * [[ዓረዛ]] * [[ዓዲ ቀይሕ]] * [[ዓዲ ዃላ]] * [[ደቀምሓረ]] * [[ድባርዋ]] * [[ጸሮና]] እዋእ ኣንቱም ሰባት ኣነ ምስ እዛ ሓፍቲ ብናይ ዓይኒ ቪዶ ፍቅራ እንበር ዓቢደ በጃኹም እባ መልስኹም ሓልየትኩም ኣይፈለየኒ ጉድ ተረኺቡ ከይ ሓሰብካዮ ወልፊ ዝሕዘካ እኮ ከምዚ ኢዩ ዝብሃል ቡዙሕ ግዜ ስለ ዝካታተሎ ንሳ ተማሓላልፎ ናይ ቪዶ መልእክቲ ካብ ምርኣይ ዶ ይኾዉን? ካብ ስራሕ ካብ ዘቃርጽ ዳርጋ ሳልስቲ ክልተ ሰሙን ኮይኑ ኣሎ ናታ ቪዶ ክርኢ እሞ ገለ በሉኒ {{Stub}} [[Category:ዞባታት|ደቡብ]] pghxqxhfii53ueuas8bcug1rj5pghv1 ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ 0 2042 23764 23253 2022-08-06T10:07:12Z የኑረነቢ ማህደር 8475 wikitext text/x-wiki ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ * [[ማእከል ደንካልያ]] * [[ዓረዓታ]] * [[ደቡብ ደንካልያ]] {{Stub}} [[Category:ዞባታት|ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ]] rcoo9hoqf4cy1y2muq29bwev0fm6nrd ዞባ ጋሽ ባርካ 0 2043 23766 23255 2022-08-06T10:07:36Z የኑረነቢ ማህደር 8475 wikitext text/x-wiki ዞባ ጋሽ ባርካ * [[ሃይኮታ]] * [[ላዕላይ ጋሽ]] * [[ሎጎ ዓንሰባ]] * [[መንሱራ]] * [[ሞልቂ]] * [[ሞጎሎ]] * [[ሻምበኮ]] * [[ባረንቱ]] * [[ተሰነይ]] * [[ኣቝርደት]] * [[ኦምሓጀር]] * [[ድገ]] * [[ጎኘ]] * [[ፎርቶ]] * [[ሻምቡቆ]] {{Stub}} [[Category:ዞባታት|ጋሽ ባርካ]] 38npprltj63ynnp8ljjqsukhvklcg2w ዚምባብዌ 0 2122 23744 19158 2022-08-05T19:04:21Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki ዚምባብዌ [[ፋይል:Flag of Zimbabwe.svg|thumb]] President: [[Emmerson Mnangagwa]] (2017-) {{stub}} [[Category:ሀገራት ኣፍሪቃ]] pssva4ysepj351wu7i2iw2xhyctt0du ሊብያ 0 2133 23747 21761 2022-08-05T20:24:01Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki {{መዋቕር-ሃገር}} ሊብያ [[ፋይል:Flag of Libya.svg|thumb]] [[ፋይል:Libya in its region.svg|thumb|]] [[መደብ:ሊብያ]] [[መደብ:ሃገራት ኣፍሪቃ]] [[መደብ:ናይ ሃገራት መዋቕራት]] 49cw301qrrlcxwpggu5ylprit55h0kr ኤስዋቲኒ 0 2134 23756 19471 2022-08-05T20:46:36Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መርበብ wikitext text/x-wiki ስዋዚላንድ [[File:Flag of Eswatini.svg|thumb]] {{stub}} ==መርበብ== {{Commons|Category:Swaziland|ስዋዚላንድ}} [[Category:ሀገራት ኣፍሪቃ]] ob8jddgqwtmbcnn1eyzfcv6cyw27azi 23758 23756 2022-08-05T20:47:29Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki ስዋዚላንድ [[ፋይል:Flag of Eswatini.svg|thumb]] {{stub}} ==መርበብ== {{Commons|Category:Swaziland|ስዋዚላንድ}} [[Category:ሀገራት ኣፍሪቃ]] 1oxggyhow2qscaule7gelovrxgla0ao ቱኒዝያ 0 2147 23746 21758 2022-08-05T20:23:25Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki {{መዋቕር-ሃገር}} ቱኒዝያ [[ፋይል:Tunisia in its region.svg|thumb|]] [[ፋይል:Flag of Tunisia.svg|thumb|]] [[መደብ:ቱኒዝያ]] [[መደብ:ሃገራት ኣፍሪቃ]] [[መደብ:ናይ ሃገራት መዋቕራት]] nv4rg0fayq5nxr5o8zob58rf4n6mm2d ኬንያ 0 2149 23745 21830 2022-08-05T20:22:42Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki '''ሃገረ ኬንያ''' [[ፋይል:Flag of Kenya.svg|thumb|''ሰንደቕ ዕላማ (ባንዴራ)]] [[ፋይል:Kenya in its region (de-facto).svg|thumb|]] ኬንያ ሓንቲ ሪፓብሊካዊት ሃገር እያ፣ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ'ውን ትርከብ። ኬንያ ብሸነኽ ህንዳዊ ውቅያኖስ ኣብ ቅናት ምድሪ ትርከብ። ምስ ሓሙሽተ ሃገራት'ውን ትዳወብ፤ ብሰሜን ምስ ኢትዮጵያ፡ ብሰሜናዊ ምብራቕ ምስ ሶማልያ፡ ብደቡብ ምስ ታንዛንያ፡ ብምዕራብ ምስ ዩጋንዳ ከምኡ'ውን ምስ ቀላይ ቪኢክቶሪያ ትዳወብ። ርእሲ ክተማ ኬንያ: [[ናይሮቢ]] ትብሃል። ኬንያ ሓንቲ ካብተን ብዝተፈላለዩ ዓይነት እንስሳታት በረኻን ንእኦም'ውን ዝተሓዝኤ ቦታታትን በረኻታትን ዝመልኣን ዝሃብተማን ሃገራት ኣፍሪቃ እያ። ''ብቀይሕ ሕብሪ ዘለዋ ካርታ ሃገረ ኬንያ'ያ። ኬንያ ሓንቲ ካብ: [[ሀገራት ኣፍሪቃ እያ]] [[መደብ:ሃገራት ኣፍሪቃ]] czi9qqsbw9zwxlnn5vqmwakvvb5gxj9 ኮምፒዩተር ሳይንስ 0 2524 23743 21622 2022-08-05T19:03:30Z የኑረነቢ ማህደር 8475 wikitext text/x-wiki ቁልጡፍ ሰራዒ / Quicksort ኣብ ስነ-ኮምፒተር እቲ ክዊክሶርት ኣገባብ ሓደ ካብቶም ዝቀልጠፉ ኣገባባት እዩ ሓደ ዓውዲ (Array) ንምስራዕ። እቲ ዓወይ ከኣ ካልእ ትሕዝቶ ክህልዎ ይኽእል። መፍትሒ ናይ ክዊክሶርት እቲ ክልሰ-ሓሳብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ (= divide and conquer) እዩ። ቅድም ነቲ ዓቢ ሽግር ኣብ ንኣሽቱ ሽግራት ትመቅሎ፣ ድሓር ነቶም ንኣሽቱ ሽግራት ንምፍታሕ ይቀልል እዩ። ሽዑ ስጉም ብስጉም ነቲ ዓቢ ሽግር ትፈትሖ ማለት እዩ። ስለዚ ከኣ እዚ ኣገባብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ ይበሃል፥ ሓደ ባእታ ካብቲ ዓውዲ ትወስድ (ኣየናይ ባእታ ከምትወስድ ኣገዳሲ ኣይኮነን) ነቲ ዓውዲ ምእንቲ ኣብ መኣከሉ ክትመቅሎ። ድሓር ነቶም ካልኦት ካብቲ ቀንዲ ባእታ ዝንእሱ ባእታታት ኣብ ጸጋም ትገብሮም፣ ነቶም ካልኦት ካብቲ ቀንዲ ባእታ ዝዓበዩ ባእታታት ኣብ የማን ትገብሮም። ድሓር ልክዕ ነዚ ዕማም ትደግሞ፣ ነቲ ሓድሽ ዝወጸ ክፋል ናይቲ ዓውዲ ትመቅሎ፣ ሽዑ ነቲ ሓድሽ ክፋል ትሰርዖ። ድሓር ሙሉእ ዓውዲ ምስ ሰርዓኻ፡ እቶም ባእታታት ኣብቲ ዓውዲ (ትሕዝቶ ዓውዲ) ኩሎም ተሰሪዖም ኣለው። እዚ’ቲ ቀንዲ ሽጣራ ናይቲ ክዊክሶርት ኣገባብ እዩ። ነቲ ክልሰ-ሓሳብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ ኣብ ብዙሕ ዝተፋላለዩ ነገራት ኣብ ውሽጢ ሶፍትዌር ወይ ስነ-ኮምፒተር ይጥቀምሉ እዩ። ኣብ ውሽጢ’ቲ ፕሮግራም ወይ ኮድ ሕሳባዊ ፍልጠት ከኣ ክህልወካ ኣለዎ። ስነ-ኮምፒተር ብዘይ ሕሳብ ሙት እዩ። መብርሂ ናይ ክዊክሶርት፥ [[ፋይል:quicksort.jpg|center|700px|]] እቲ ዝስዕብ ኣገባብ (= function) ነቲ ቀንዲ ባእታ ይደሊ፣ ነቲ ዓውዲ (files[ ]) ከኣ ይመቅሎ፥ ቀንዲ ባእታ = Pivot [[Image:quicksort2.jpg|center|700px|]] [[Image:quicksort3.jpg|center|700px|]] ni8yemug0fki8ag2g3lsydm8r1k9ajj 23784 23743 2022-08-06T11:02:12Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki ቁልጡፍ ሰራዒ / Quicksort ኣብ ስነ-ኮምፒተር እቲ ክዊክሶርት ኣገባብ ሓደ ካብቶም ዝቀልጠፉ ኣገባባት እዩ ሓደ ዓውዲ (Array) ንምስራዕ። እቲ ዓወይ ከኣ ካልእ ትሕዝቶ ክህልዎ ይኽእል። መፍትሒ ናይ ክዊክሶርት እቲ ክልሰ-ሓሳብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ (= divide and conquer) እዩ። ቅድም ነቲ ዓቢ ሽግር ኣብ ንኣሽቱ ሽግራት ትመቅሎ፣ ድሓር ነቶም ንኣሽቱ ሽግራት ንምፍታሕ ይቀልል እዩ። ሽዑ ስጉም ብስጉም ነቲ ዓቢ ሽግር ትፈትሖ ማለት እዩ። ስለዚ ከኣ እዚ ኣገባብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ ይበሃል፥ ሓደ ባእታ ካብቲ ዓውዲ ትወስድ (ኣየናይ ባእታ ከምትወስድ ኣገዳሲ ኣይኮነን) ነቲ ዓውዲ ምእንቲ ኣብ መኣከሉ ክትመቅሎ። ድሓር ነቶም ካልኦት ካብቲ ቀንዲ ባእታ ዝንእሱ ባእታታት ኣብ ጸጋም ትገብሮም፣ ነቶም ካልኦት ካብቲ ቀንዲ ባእታ ዝዓበዩ ባእታታት ኣብ የማን ትገብሮም። ድሓር ልክዕ ነዚ ዕማም ትደግሞ፣ ነቲ ሓድሽ ዝወጸ ክፋል ናይቲ ዓውዲ ትመቅሎ፣ ሽዑ ነቲ ሓድሽ ክፋል ትሰርዖ። ድሓር ሙሉእ ዓውዲ ምስ ሰርዓኻ፡ እቶም ባእታታት ኣብቲ ዓውዲ (ትሕዝቶ ዓውዲ) ኩሎም ተሰሪዖም ኣለው። እዚ’ቲ ቀንዲ ሽጣራ ናይቲ ክዊክሶርት ኣገባብ እዩ። ነቲ ክልሰ-ሓሳብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ ኣብ ብዙሕ ዝተፋላለዩ ነገራት ኣብ ውሽጢ ሶፍትዌር ወይ ስነ-ኮምፒተር ይጥቀምሉ እዩ። ኣብ ውሽጢ’ቲ ፕሮግራም ወይ ኮድ ሕሳባዊ ፍልጠት ከኣ ክህልወካ ኣለዎ። ስነ-ኮምፒተር ብዘይ ሕሳብ ሙት እዩ። መብርሂ ናይ ክዊክሶርት፥ [[ፋይል:quicksort.jpg|center|700px|]] እቲ ዝስዕብ ኣገባብ (= function) ነቲ ቀንዲ ባእታ ይደሊ፣ ነቲ ዓውዲ (files[ ]) ከኣ ይመቅሎ፥ ቀንዲ ባእታ = Pivot [[ፋይል:quicksort2.jpg|center|700px|]] [[ፋይል:quicksort3.jpg|center|700px|]] r53ad0ifhso70bobn4cd2c6qn4bzmuo ናይ ኣውስትራሊያ ቀይሕ መስቀል 0 2759 23752 23550 2022-08-05T20:36:41Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki '''ናይ ኣውስትራሊያ ቀይሕ መስቀል''' [[ፋይል:Australianstamp 1622.jpg|left|thumb|The Australian postage stamp (1954) commemorated for Australian Red Cross Society]] [[Category:ሕክምና]] rzyx58u3atbo9set2y4u35126x4tokc እንስሳ 0 2868 23749 22692 2022-08-05T20:34:22Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Kingdom of animals.png|thumb|upright=1.5|እንስሳ]] '''እንስሳ ''' * [[መጥበዊ]] * [[ገመል]] * [[ድሙ]] * [[ጭሩ]] * [[ዑፍ]] * [[ታኪን]] * [[ንስሪ]] * [[ገዚፍ ዑፍ]] * [[ኣሞራ]] * [[ኳዅ]] * [[ሰገን]] * [[ሓሰኻ]] * [[ለመምታ]] * [[ዓሳ]] * [[ጎብየ]] * [[ተመን]] * [[ነፋሒቶ]] [[Category:ስነ እንስሳ]] 24zv08878f54jjd4dbyy5v3odz99c6f 23777 23749 2022-08-06T10:47:53Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Kingdom of animals.png|thumb|upright=1.5|እንስሳ]] '''እንስሳ ''' * [[መጥበዊ]] * [[ገመል]] * [[ድሙ]] * [[ጭሩ]] * [[ዑፍ]] * [[ታኪን]] * [[ንስሪ]] * [[ገዚፍ ዑፍ]] * [[ኣሞራ]] * [[ኳዅ]] * [[ሰገን]] * [[ሓሰኻ]] * [[ለመምታ]] * [[ዓሳ]] * [[ጎብየ]] * [[ተመን]] * [[ነፋሒቶ]] [[መደብ:ስነ እንስሳ]] gugpu45w9f6mr3v4y3b3jj7pkezowdu ልቢ 0 2931 23750 22693 2022-08-05T20:35:11Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Humhrt2.jpg|thumb|right|260px|ልቢ]] '''ልቢ'''፣ ብጭዋዳታት ዝቖመ ደም ናብ ሙሉ ሰውነት ዝጭንጕዕ ኣካል። [[Category:ሕክምና]] eqw4z03qdrfkhz0laiqngcp9yga6m0j ዓሳ ለግለግ 0 2937 23776 22720 2022-08-06T10:47:16Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Chrysaora quinquecirrha.JPG|thumb|right|260px|ዓሳ ለግለግ]] '''ዓሳ ለግለግ'''፣ ኣብ ባህሪ ዚነብር ሂወት ዘለዎ ክኒዳሪኣን። [[መደብ:ስነ እንስሳ]] 4x4ywdkvqd795r5gju2vlpv2slv99qf ሓሽራ 0 2944 23781 22714 2022-08-06T10:48:59Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Insect collage.png|thumb|right|260px|ሓሽራ]] [[ፋይል:Bee-sting-piqure-abeille-scale-2.jpg|thumb|right|260px|መንከሲ ሓሸራ]] '''ሓሽራ'''፣ ኣብ ክፍሊ ኢንሰክታ ንኣሽቶ እንስሳ። *[[መንከሲ ሓሸራ]] [[መደብ:ስነ እንስሳ]] tpaed4wnohyu3qhqzfldfx5d8q55yd0 ሻምብቖ እንቛቕሖ 0 2945 23751 23463 2022-08-05T20:35:32Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Scheme female reproductive system-en.svg|thumb|right|260px|ምብቖ እንቛቕሖ]] '''ሻምብቖ እንቛቕሖ'''፣ እንቛቑሖ ካብ ማሕደረ-እንቛቑሖ ናብ ማሕጸን ዝመሓላለፈሉ ኣካል። [[Category:ሕክምና]] ik63hqvufigdndrcyh4wjt3gdmzxa9u ሚተ 0 2948 23779 22702 2022-08-06T10:48:25Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Yellow mite (Tydeidae) Lorryia formosa 2 edit.jpg|thumb|right|260px|ሚተ]] [[ፋይል:Tetranychus-urticae.jpg|thumb|right|260px|ቀይሕ ሚተ]] '''ሚተ'''፣ ኣብ ተርታ ኣካሪና ዚምደብ ንእሽቶ ባልዕ። [[መደብ:ስነ እንስሳ]] t34238xeaqiv6kczgy1bk6o8e8wqpav ስታርሊንግ 0 2959 23755 22727 2022-08-05T20:46:16Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መርበብ wikitext text/x-wiki [[ፋይል:European Startling (Sturnus vulgaris) RWD.jpg|thumb|right|260px|ስታርሊንግ]] [[ፋይል:Sturnus vulgaris MHNT.ZOO.2010.11.215.Courtalain28.jpg|thumb|'' Sturnus vulgaris'']] '''ስታርሊንግ'''፣ ስታርኑስ ቩጋሪስ ዝበሃል ንእሽቶ ጭሩ። ==መርበብ== {{Commons|Category:Sturnus_vulgaris|ስታርሊንግ}} [[Category:ስነ እንስሳ]] ma1ugq8jutw5p689bjav85rodh7od94 23778 23755 2022-08-06T10:48:12Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki [[ፋይል:European Startling (Sturnus vulgaris) RWD.jpg|thumb|right|260px|ስታርሊንግ]] [[ፋይል:Sturnus vulgaris MHNT.ZOO.2010.11.215.Courtalain28.jpg|thumb|'' Sturnus vulgaris'']] '''ስታርሊንግ'''፣ ስታርኑስ ቩጋሪስ ዝበሃል ንእሽቶ ጭሩ። ==መርበብ== {{Commons|Category:Sturnus_vulgaris|ስታርሊንግ}} [[መደብ:ስነ እንስሳ]] 9d7d2seuho22bdgg5omaplekwot2u0u ባድመ 0 3004 23767 23249 2022-08-06T10:09:18Z የኑረነቢ ማህደር 8475 wikitext text/x-wiki '''ባድመ''' ኣብ ሃገረ [[ኤርትራ|ኤርትራ፣]] ዞባ ጋሽ-ባርካ እትርከብ ከተማ። {{Stub}} [[መደብ:ኤርትራ]] s3qb2efgbnu565snxdkzvokdtleifee መጽሓፍ ቅዱስ 0 3067 23741 23731 2022-08-05T18:58:48Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki {{stub}} [[ፋይል:Gutenberg_Bible.jpg|340px|thumb|[[ጉተንበርግ መጽሓፍ ቅዱስ]]: እታ ቀዳማይቲ ዝተሓትመት መጽሓፍ ቅዱስ]] [[ፋይል:Bible from 1300 (20).jpg|340px|thumb|መጽሓፍ ቅዱስ እብራይስጢ ካብ 1300. ዘፍጥረት.]] መጽሓፍ ቅዱስ ብእኩባት ቀንዲ ሃይማኖታዊ ጽሑፋት ናይ እምነት ኣይሁዳውያንን ክርስትናን ዝቖመ እዩ። ኣብ ታሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ እታ ቀዳመይቲ ዝበዝሐት ዝተሸጠት መጽሓፍ እያ። ትሕዝቶን መስርዕን መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝተፈላለየ ስለ ዝኾነ፥ ሓንቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ የላን። [[ታናኽ]] ([[እብራይስጢ]]፡ תַּנַ"ךְ, አደማምጻ {{IPA|[taˈnaχ]}} ወይ {{IPA|[təˈnax]}}; ካልእ አጸሓሕፋ "''ታናክ''")፥ መጽሓፍ ቅዱስ ናይቶም ቀንዲ ኣይሁዳውያን ኣብ 24 መጽሓፍቲ ይምቀል። ሳምራውያን ዝበሃሉ ውሑዳት ክፋል ኣይሁድ ግና 5 መጽሓፍቲ ጥራይ ኣለዎም። እተን 24 ጽሑፋት ኣይሁዳውያን ኣብ 39 መጽሓፍቲ ተመቒለን ንናይ ክርስትያን ብሉይ ኪዳን የቑማ። ቁጽሪ ምሉእ ጽሕፋት ናይ ክርስትና መጽሓፍ ቅዱስ፥ ካብ 66 መጽሓፍቲ ናይ ወንጌላውያን፥ ክሳዕ 81 መጽሓፍቲ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ይፈላለ። == መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ == መጽሓፍ ኣይሁድ ታናኽ፥ ኣብዘን ዝስዕባ ሰለስተ ክፋላት ይምቀል። (1) [[ቶራ]] ([[እብራይስጢ]]፡ תּוֹרָה፡ "''ሕጊ''") ሓሙሽተ መጽሓፍቲ ሕጊ ኮይኑ፥ መጀመርታ ታሪኽ እስራኤላውያንን ሕጎምን፥ ኪዳን ምስ ኣምላኽ እስራኤልን ይሕዝ። (2) [[ነቪይም]] ([[እብራይስጢ]]፡ נְבִיאִים፡ "''ነብያት''") ናይ ጥንቲ ታሪኽ እስራኤልን ይሁዳን ስራሕ ነብያትን ይሕዝ። (3) [[ከቱቪም]] ([[እብራይስጢ]]፡ כְּתוּבִים፡ "''ጽሑፋት''") ግጥምታትን ናይ ፍልጠት ጽሑፋትን፥ ከም በዓል መዝሙር ዳዊትን እዮብን ይሕዝ። == መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና == ናይ ሃይማኖት ክርስትና መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ክልተ ይምቀል። ቀዳማይ [[ብሉይ ኪዳን]] ኮይኑ 39 መጽሓፍቲ ናይ እብራይስጢ ጽሑፋት ይሕዝ፡ ካልኣይ ከኣ [[ሓድሽ ኪዳን]] ኮይኑ 27 መጽሓፍቲ ድማ ኣለዎ። ወንጌላት፥ እተን ቀዳሞት ኣርባዕተ መጽሓፍቲ ሓድሽ ኪዳን፥ ብዛዕባ ህይወት [[ክርስቶስ]] የዘንትዋ። ንሰን መሰረት እምነት ክርስትና እየን። ወላ'ኳ ጽሑፋት መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና 'ተሃለዋ፥ መስርዐን ዝተፈልየ አዩ። እቲ ናይ ኣይሁድ ጽሑፍ ብምምላስ ህዝቢ እስራኤል ናብ የሩሳሌምን ናብ ቤት መቕደስን ይውዳእ፥ መወዳእታ መጽሓፍ ብሉይ ኪዳን ክርስትና ግና ትንቢት ሚልክያስ እያ። ==== ታሪኻዊ ጽሑፍ ==== ካብቲ ኣብ ቀደም ዝተጻሕፈ እሞ ክሳዕ ሕጂ ጸኒሑ ዝተረኽበ ጽሑፋት መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና፥ ኣብ ራብዓይ ክፍለ ዘመን ብቛንቃ ግሪኽ ዝተጻሕፈ እዩ። ክሳዕ ሕጂ ዝጸንሐ ምሉእ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ ከኣ ብቛንቃ ግሪኽ ዝተቶርጎመ ካብ ራብዓይ ክፍለ ዘመን ኣትሒዙ ዝጸንሐ እዩ። ዝነውሐ ዝጸንሐ ምሉእ ጽሑፍ: ክፋል ናይቲ ቀንዲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ ተባሂሉ ዝሕሰብ፥ ማለት ልክዕ ናይ መጀመርታ ቃላት ዝሓዘ፥ ክሳዕ ፍርቂ ክፍለ ዘመን ይግምገም። ==== ምምስራት ቀኖና ክርስትና ==== ድሕሪ ምምስራት ሃይማኖት ክርስትና ብቀዳማይ ክፍለ ዘመን፥ ኣብተን ቀዳሞት ሰለስተ ክፍለ ዘመናት፥ ሽማግለታት ኣብያተ ክርስትያናት ናይ ወንጌል ጽሑፋትን መልእኽትታት ሃዋርያትን ኣኪቦም ነዚ ሕጂ ሓድሽ ኪዳን ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና ኣቖሙ። ብኸምዚ ዝተገልጸ መሰረት ብሉይ ኪዳንን ሓድሽ ኪዳንን ብሓደ ሓቢሩ መጽሓፍ ቅዱስ ይበሃል። ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ክርስትያናዊ ሃይማኖታት ኣይኖት ጽሑፋት ከም ቀንዲ ቅዱሳት ጽሑፋት ተቐጺረን ኣብ ብሉይ ኪዳን ክጽምበራ ከም ዘለወን ክርክር ኣሎ። ወንገላውያን ነቲ ናይ እብራይስጢ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ከም ቀንዲ ([[ቀኖና]]) ይቕበልዎ። ሮማዊት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያንን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያንን ግና መጽሓፍቲ ካልኣይ-ቀኖና ብሉይ ኪዳን ከምኡ'ውን እኩባት መጽሓፍቲ ኣይሁድን ከም ቀንዲ ጽሑፋት ይቕበልወን። ንሓድሽ ኪዳን ዘቑማ መጽሓፍቲ እዘን ዝስዕባ እየን፤ ኣርባዕተ ወንጌላት፡ [[ግብሪ ሃዋርያት]]፡ መልእኽትታት ከምኡ'ውን [[ትንቢት የውሃንስ]] እየን። ==መርበብ== * [http://bible.geezexperience.com/tigrigna/ መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ] * [https://www.jw.org/ti/እዋናዊ/መጽሓፍ-ቅዱስ/nwt/መጻሕፍቲ/ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ] * [https://www.jw.org/ti/እዋናዊ/መጻሕፍቲ/መጽናዕቲ-መጽሓፍ-ቅዱስ/መጽሓፍ-ቅዱስ-እንታይ-እዩ/ መጽሓፍ ቅዱስ—ኣምላኽ ዝሃበና መጽሓፍ] [[Category:መጽሓፍ ቅዱስ|መጽሓፍ ቅዱስ]] [[Category:ክርስትና|ክርስትና]] [[Category:ቅዱሳት ጽሑፋት|ቅዱሳት ጽሑፋት]] 1a7lcrsfae61uwchlvjzl6hc681laru 23782 23741 2022-08-06T10:49:35Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {{stub}} [[ፋይል:Gutenberg_Bible.jpg|340px|thumb|[[ጉተንበርግ መጽሓፍ ቅዱስ]]: እታ ቀዳማይቲ ዝተሓትመት መጽሓፍ ቅዱስ]] [[ፋይል:Bible from 1300 (20).jpg|340px|thumb|መጽሓፍ ቅዱስ እብራይስጢ ካብ 1300. ዘፍጥረት.]] መጽሓፍ ቅዱስ ብእኩባት ቀንዲ ሃይማኖታዊ ጽሑፋት ናይ እምነት ኣይሁዳውያንን ክርስትናን ዝቖመ እዩ። ኣብ ታሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ እታ ቀዳመይቲ ዝበዝሐት ዝተሸጠት መጽሓፍ እያ። ትሕዝቶን መስርዕን መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝተፈላለየ ስለ ዝኾነ፥ ሓንቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ የላን። [[ታናኽ]] ([[እብራይስጢ]]፡ תַּנַ"ךְ, አደማምጻ {{IPA|[taˈnaχ]}} ወይ {{IPA|[təˈnax]}}; ካልእ አጸሓሕፋ "''ታናክ''")፥ መጽሓፍ ቅዱስ ናይቶም ቀንዲ ኣይሁዳውያን ኣብ 24 መጽሓፍቲ ይምቀል። ሳምራውያን ዝበሃሉ ውሑዳት ክፋል ኣይሁድ ግና 5 መጽሓፍቲ ጥራይ ኣለዎም። እተን 24 ጽሑፋት ኣይሁዳውያን ኣብ 39 መጽሓፍቲ ተመቒለን ንናይ ክርስትያን ብሉይ ኪዳን የቑማ። ቁጽሪ ምሉእ ጽሕፋት ናይ ክርስትና መጽሓፍ ቅዱስ፥ ካብ 66 መጽሓፍቲ ናይ ወንጌላውያን፥ ክሳዕ 81 መጽሓፍቲ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ይፈላለ። == መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ == መጽሓፍ ኣይሁድ ታናኽ፥ ኣብዘን ዝስዕባ ሰለስተ ክፋላት ይምቀል። (1) [[ቶራ]] ([[እብራይስጢ]]፡ תּוֹרָה፡ "''ሕጊ''") ሓሙሽተ መጽሓፍቲ ሕጊ ኮይኑ፥ መጀመርታ ታሪኽ እስራኤላውያንን ሕጎምን፥ ኪዳን ምስ ኣምላኽ እስራኤልን ይሕዝ። (2) [[ነቪይም]] ([[እብራይስጢ]]፡ נְבִיאִים፡ "''ነብያት''") ናይ ጥንቲ ታሪኽ እስራኤልን ይሁዳን ስራሕ ነብያትን ይሕዝ። (3) [[ከቱቪም]] ([[እብራይስጢ]]፡ כְּתוּבִים፡ "''ጽሑፋት''") ግጥምታትን ናይ ፍልጠት ጽሑፋትን፥ ከም በዓል መዝሙር ዳዊትን እዮብን ይሕዝ። == መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና == ናይ ሃይማኖት ክርስትና መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ክልተ ይምቀል። ቀዳማይ [[ብሉይ ኪዳን]] ኮይኑ 39 መጽሓፍቲ ናይ እብራይስጢ ጽሑፋት ይሕዝ፡ ካልኣይ ከኣ [[ሓድሽ ኪዳን]] ኮይኑ 27 መጽሓፍቲ ድማ ኣለዎ። ወንጌላት፥ እተን ቀዳሞት ኣርባዕተ መጽሓፍቲ ሓድሽ ኪዳን፥ ብዛዕባ ህይወት [[ክርስቶስ]] የዘንትዋ። ንሰን መሰረት እምነት ክርስትና እየን። ወላ'ኳ ጽሑፋት መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና 'ተሃለዋ፥ መስርዐን ዝተፈልየ አዩ። እቲ ናይ ኣይሁድ ጽሑፍ ብምምላስ ህዝቢ እስራኤል ናብ የሩሳሌምን ናብ ቤት መቕደስን ይውዳእ፥ መወዳእታ መጽሓፍ ብሉይ ኪዳን ክርስትና ግና ትንቢት ሚልክያስ እያ። ==== ታሪኻዊ ጽሑፍ ==== ካብቲ ኣብ ቀደም ዝተጻሕፈ እሞ ክሳዕ ሕጂ ጸኒሑ ዝተረኽበ ጽሑፋት መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና፥ ኣብ ራብዓይ ክፍለ ዘመን ብቛንቃ ግሪኽ ዝተጻሕፈ እዩ። ክሳዕ ሕጂ ዝጸንሐ ምሉእ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ ከኣ ብቛንቃ ግሪኽ ዝተቶርጎመ ካብ ራብዓይ ክፍለ ዘመን ኣትሒዙ ዝጸንሐ እዩ። ዝነውሐ ዝጸንሐ ምሉእ ጽሑፍ: ክፋል ናይቲ ቀንዲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ ተባሂሉ ዝሕሰብ፥ ማለት ልክዕ ናይ መጀመርታ ቃላት ዝሓዘ፥ ክሳዕ ፍርቂ ክፍለ ዘመን ይግምገም። ==== ምምስራት ቀኖና ክርስትና ==== ድሕሪ ምምስራት ሃይማኖት ክርስትና ብቀዳማይ ክፍለ ዘመን፥ ኣብተን ቀዳሞት ሰለስተ ክፍለ ዘመናት፥ ሽማግለታት ኣብያተ ክርስትያናት ናይ ወንጌል ጽሑፋትን መልእኽትታት ሃዋርያትን ኣኪቦም ነዚ ሕጂ ሓድሽ ኪዳን ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና ኣቖሙ። ብኸምዚ ዝተገልጸ መሰረት ብሉይ ኪዳንን ሓድሽ ኪዳንን ብሓደ ሓቢሩ መጽሓፍ ቅዱስ ይበሃል። ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ክርስትያናዊ ሃይማኖታት ኣይኖት ጽሑፋት ከም ቀንዲ ቅዱሳት ጽሑፋት ተቐጺረን ኣብ ብሉይ ኪዳን ክጽምበራ ከም ዘለወን ክርክር ኣሎ። ወንገላውያን ነቲ ናይ እብራይስጢ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ከም ቀንዲ ([[ቀኖና]]) ይቕበልዎ። ሮማዊት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያንን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያንን ግና መጽሓፍቲ ካልኣይ-ቀኖና ብሉይ ኪዳን ከምኡ'ውን እኩባት መጽሓፍቲ ኣይሁድን ከም ቀንዲ ጽሑፋት ይቕበልወን። ንሓድሽ ኪዳን ዘቑማ መጽሓፍቲ እዘን ዝስዕባ እየን፤ ኣርባዕተ ወንጌላት፡ [[ግብሪ ሃዋርያት]]፡ መልእኽትታት ከምኡ'ውን [[ትንቢት የውሃንስ]] እየን። ==መርበብ== * [http://bible.geezexperience.com/tigrigna/ መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ] * [https://www.jw.org/ti/እዋናዊ/መጽሓፍ-ቅዱስ/nwt/መጻሕፍቲ/ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ] * [https://www.jw.org/ti/እዋናዊ/መጻሕፍቲ/መጽናዕቲ-መጽሓፍ-ቅዱስ/መጽሓፍ-ቅዱስ-እንታይ-እዩ/ መጽሓፍ ቅዱስ—ኣምላኽ ዝሃበና መጽሓፍ] [[መደብ:መጽሓፍ ቅዱስ|መጽሓፍ ቅዱስ]] [[መደብ:ክርስትና|ክርስትና]] [[መደብ:ቅዱሳት ጽሑፋት|ቅዱሳት ጽሑፋት]] mm91gx1rqoxic8foo8gx0rfv6zxa73o ማሪኡፖል 0 3597 23748 23460 2022-08-05T20:27:46Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መርበብ wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Mariupol gerb.png|thumb|ምልክት]] [[ፋይል:Mariupol pos.png|thumb|ኣቀማምጣ]] '''ማሪኢፖል''' ([[እንግሊዝኛ ፊደል|እንግሊዛዊ]] - Mariupol, ዩክረይን - Маріуполь) – ረጉድ ዩክረይን ከተማ ([[ኣውሮጳ]]) * ዓይነት ሓጺን ኢንዱስትሪ ወደብ መዕረፍ ነፈርቲ መገዲ ባብር መደበር * ህዝቢ ፶፼ ==መርበብ== {{commonscat|Mariupol}} m19mnlqo4ynmuz1cln2m6eeu1ggit6a ሕማም ዕቡድ ከልቢ 0 3919 23780 19128 2022-08-06T10:48:44Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {{Infobox disease | name = Rabies | image = Dog with rabies.jpg | caption = ኣብ ደረጃ ምልማስ (ልዕሊ-ክፉእ) ዝርከብ ሕማም ዕቡድ ከልቢ ዘለዎ ከልቢ | DiseasesDB = 11148 | ICD10 = {{ICD10|A|82||a|82}} | ID9 = {{ICD9|071}} | ICDO = | OMIM = | MedlinePlus = 001334 | eMedicineSubj = med | eMedicineTopic = 1374 | eMedicine_mult = {{eMedicine2|eerg|493}} {{eMedicine2|ped|1974}} | MeshID = D011818 }} '''ሕማም ዕቡድ ከልቢ''' ፡ ኣብ ሰባትን ካልኦት [[ውዑይ ዝደሞም]] እንስሳታትን ከቢድ [[ኤንሰፋሊቲስ|ነድሪ ኣእምሮ]] ብዘስዕብ [[ቫይረስ|ቫይራል]] ዚመሓላለፍ ሕማም እዩ።<ref name=WHO2013/> እቲ ኣቐዲሙ ዝርኤ ምልክታት፡ ረስንን ኣብቲ ዝተነኽሶ ክፋል ኣካል ድማ ጸላዕላዕ/ማርማር ዚብል ስምዒትን ከጠቓልል ይኽእል።<ref name=WHO2013/> እዚ ምልክታት ድማ ቀጺሉ ካብ ዘሎ ሓደ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ምልክታት፥ ማለት ዘይንቡር ምንቅስቓስ ኣካላት፣ ዘይግታእ ስምዒታት፣ [[ሃይድሮፎብያ|ፍርሂ ማይ]]፣ ንገለ ክፋላት ኣካል ከተንቀሳቕስ ዘይምኽኣል፣ ዕግርግር ምባል ከምኡውን [[ምስሓት ውኖ]]የኸትል።<ref name=WHO2013/> ሕማም ዕቡድ ከልቢ፡ ምልክትታት ምስተራኣየ፡ መብዛሕቱ ግዜ ሞት የስዕብ።<ref name=WHO2013/> ኣብ መንጐ መልከፍቲ ሕማምን ምርኣይ ምልክታትን ዘሎ ንውሓት ግዜ፡ መብዛሕቱ ግዜ ካብ ሓደ ክሳዕ ሰለስተ ኣዋርሕ እዩ። እንተኾነ ግን፡ እቲ ንውሓት ግዜ፡ ካብ ትሕቲ ሓደ ሰሙን ክሳዕ ልዕሊ ሓደ ዓመት ኪፈላለ ይከኣል እዩ።<ref name=WHO2013/> እቲ ንውሓት ግዜ፡ እቲ ቫይረስ ናብ [[ማእከላይ ስርዓተ መትኒ]] ንኽበጽሕ ኣብ ዝጉዓዞ ርሕቐት ዚሙርኮስ እዩ።<ref name=Robbins>{{cite book |author=Cotran RS |title=Robbins and Cotran Pathologic Basis of Disease |edition=7th |publisher=Elsevier/Saunders |year=2005 |page=1375 |isbn=0-7216-0187-1|author-separator=, |author2=Kumar V |author3=Fausto N |display-authors=3}}</ref> ሕማም ዕቡድ ከልቢ፡ ካብ ካልኦት እንስሳታት ናብ ሰባት ኪመሓላለፍ ይኽእል። ሕማም ዕቡድ ከልቢ፡ በቲ ሕማም ዝተለኽፈ እንስሳ ንኻልእ እንስሳ ወይ ሰብ ኣብ ዝፍሕንጭረሉ ወይ ዝነኽሰሉ እዋን ኪመሓላለፍ ይኽእል።<ref name=WHO2013/> ካብ ዝተለኽፈ እንስሳስ ዚወጽእ ምራቕ፡ ምስ ልፋጭ ቆርበት ኣካላት (ሙኮስ መምብረይን) ካልእ እንስሳ ወይ ሰብ ኣብ ዝራኸበሉ እዋን እቲ ሕማም ዕቡድ ከልቢ ከመሓላልፍ ይኽእል።<ref name=WHO2013/> መብዛሕቱ ኣብ ሰባት ዜጋጥም ሕማም ዕቡድ ከልቢ፡ ብሰንኪ መንከስቲ ከልቢ ዚስዕብ እዩ።<ref name=WHO2013/> ኣብተን ሕማም ዕቡድ ከልቢ ብብዝሒ ዘለወን ሃገራት፡ ልዕሊ 99% ሕማም ዕቡድ ከልቢ፡ ብሰንኪ መንከስቲ ከልቢ ዚስዕብ እዩ።<ref name=Tint2010>{{cite book |author=Tintinalli, Judith E. |title=Emergency Medicine: A Comprehensive Study Guide (Emergency Medicine (Tintinalli))|publisher=McGraw-Hill |year=2010 |pages=Chapter 152 |isbn=0-07-148480-9}}</ref> ኣብ [[ኣሜሪካ]]፡ [[መንካዕ]]፡ እተን ኣዝየን ቀንዲ ጠንቂ ሕማም ዕቡድ ከልቢ ክኾና ከለዋ፡ ትሕቲ 5% ናይቲ ኣብ ሰባት ዜጋጥም ሕማም ዕቡድ ከልቢ ድማ ብኣኻልብ ይስዕብ።<ref name=WHO2013/><ref name=Tint2010/> ገሃጽቲ እንስሳታት፡ ኣዝዩ ሳሕቲ ኣብ ዝኾነ ግዜ ብሕማም ዕቡድ ከልቢ ይልከፉ።<ref name=Tint2010/> [[ቫይረስ ሕማም ዕቡድ ከልቢ]] ፡ [[ካብ ኣእምሮ ወጻኢ ብዘሎ ስርዓተ መትኒ|ካብ ኣእምሮ ወጻኢ ብዘሎ መትንታት]]ኣቢሉ ናብ ኣእምሮ ይጉዓዝ። እዚ ሕማም፡ ምልክታት ምስተራእየ ጥራይ’ዩ ኪንጸር ዚከኣል።<ref name=WHO2013/> ፕሮግራማት ምቚጽጻርን ክታበትን እንስሳታት፡ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ዓለም፡ ነቲ ብኣኻልብ ዚስዕብ ሓደጋታት ሕማም ዕቡድ ከልቢ ከምዝቕንስ ይገብር ኣሎ።<ref name=WHO2013/> እቶም ኣብ ከቢድ ሓደጋ ዝርከቡ ሰባት፡ እቲ ሕማም ቅድሚ ምግጣሙ ክኽተቡ ለበዋ ይቐርብ። እቶም ኣብ ልዑል ሓደጋ ዝርከቡ ጉጅለ፡ ምስ መንካዓት ዝሰርሑ ወይ ኣብቲ ሕማም ዕቡድ ከልቢ ብብዝሒ ዝርኣየሉ ቦታታት ዓለም ንነዊሕ ግዜ ዝሰርሑ ጉጅለ ሰባት የጠቓልል።<ref name=WHO2013/> እቶም ንሕማም ዕቡድ ከልቢ ዝተቓልዑ ሰባት ብዚምልከት፥ እቲ ዚሓመመ ሰብ፡ ቅድሚ ምልክታት ሕማም ዕቡድ ከልቢ ምጅማሩ ሕክምና ዝግበረሉ ሰብ፡ [[ክታበት ሕማም ዕቡድ ከልቢ]]ን ሳሕቲ ድማ [[ኢሙኖግሎቡሊን]] ሕማም ዕቡድ ከልቢን፡ ንምክልኻል’ዚ ሕማም ውጺኢታዊ እዩ።<ref name=WHO2013/> ንዝተነኽሰን ዝተፈሓንጨረን ኣካል ን15 ደቓይቕ ዝኣክል ግዜ ብሳሙናን ማይን፣ [[ፖቪዶን ኣዮዲን]]፣ ወይ መነጻጽሂ ዲተርጀንት ምሕጻብ፡ ነቲ ቫይረስ ኪቐትል ስለዝኽእል፡ ንምትሕልላፍ ሕማም ዕቡድ ከልቢ ንኽከላኸል ብመጠኑ ውጺኢታዊ ይኸውን እዩ።<ref name=WHO2013>{{cite web|title=Rabies Fact Sheet N°99|url=http://www.who.int/mediacentre/factsheets/fs099/en/|work=World Health Organization|accessdate=28 February 2014|date=July 2013}}</ref> ብሕማም ዕቡድ ከልቢ ዝተለኽፉ ውሑዳት ሰባት ጥራይ’ዮም ብህይወት ሰሪሮም ዘለዉ፣ እዚ ድማ ብእተገብረ ብ[[ፕሮቶኮል ሚልዎኪ]] ዚፍለጥ ሰፊሕ ሕክምና ምስተገብረሎም እዩ።<ref>{{cite journal | author = Hemachudha T, Ugolini G, Wacharapluesadee S, Sungkarat W, Shuangshoti S, Laothamatas J | title = Human rabies: neuropathogenesis, diagnosis, and management. | journal = Lancet neurology | volume = 12 | issue = 5 | pages = 498–513 | date = May 2013 | pmid = 23602163 | doi = 10.1016/s1474-4422(13)70038-3 }}</ref> ሕማም ዕቡድ ከልቢ፡ ኣብ ምሉእ ዓለም ኣብ ዓመት፡ ንኣስታት 26,000 ክሳዕ 55,000 ሞት የስዕብ።<ref name=WHO2013/><ref name=Loz2012>{{cite journal | author = Lozano R, Naghavi M, Foreman K, Lim S, Shibuya K, Aboyans V, Abraham J, Adair T, Aggarwal R, et al. | title = Global and regional mortality from 235 causes of death for 20 age groups in 1990 and 2010: a systematic analysis for the Global Burden of Disease Study 2010. | journal = Lancet | volume = 380 | issue = 9859 | pages = 2095–128 | date = Dec 15, 2012 | pmid = 23245604 | doi = 10.1016/S0140-6736(12)61728-0 }}</ref> ልዕሊ 95% ናይቲ ዘጋጥም ሞት፡ ኣብ [[እስያ]] ከምኡውን [[ኣፍሪቃ]]ዜጋጥም እዩ።<ref name=WHO2013/> ሕማም ዕቡድ ከልቢ፡ ኣብ ልዕሊ 150 ሃገራት፡ ከምኡውን ብዘይካ ኣብ ኣንታርክቲካ ኣብ ኲለን ኣህጉራት ይርከብ።<ref name=WHO2013/> ሕማም ዕቡድ ከልቢ ኣብ ዘለዎ ከባቢታት ዓለም፡ ልዕሊ 3 ቢልዮን ሰባት ይነብሩ ኣለዉ።<ref name=WHO2013/> ኣብ መብዛሕቱ ቦታታት ኤውሮጳን ኣውስትራልያን፡ ሕማም ዕቡድ ከልቢ፡ ኣብ መንክዓት ጥራይ ይርከብ።<ref>{{cite web|title=Presence / absence of rabies in 2007|url=http://www.who.int/rabies/Absence_Presence_Rabies_07_large.jpg?ua=1|work=World Health Organization|accessdate=1 March 2014|year=2007}}</ref> ብዙሓት ንኣሽቱ ኣብ ደሴታት ዝርከባ ሃገራት ድማ ብፍጹም ሕማም ዕቡድ ከልቢ የብለንን።<ref>{{cite web|title=Rabies-Free Countries and Political Units|url=http://www.cdc.gov/animalimportation/rabies-free-countries.html|work=CDC|accessdate=1 March 2014}}</ref> ==References== <references /> [[መደብ:ሕክምና]] [[መደብ:ስነ እንስሳ]] 43hzqovt91a6qbi1b0g45cxzy0iw3ub ኢራን 0 4509 23773 20799 2022-08-06T10:12:21Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Coat of arms of Iran.svg|thumb| ]] [[ፋይል:Flag of Iran.svg|thumb|ኢራን]] [[ፋይል:Iran (orthographic projection).svg|thumb| ]] '''ኢራን''' (ፋርስኛ: ''ایران'') ኣብ [[ሃገር]] ኢያ. [[Category:ኢራን]] {{Stub}} mf4xen8r6rmrro7shqmgxgqvvt84l51 ፓኪስታን 0 4512 23754 23267 2022-08-05T20:44:29Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Flag of Pakistan.svg|thumb|ፓኪስታን]] '''ፓኪስታን''' [[Category:ፓኪስታን| ]] {{stub}} oshhsclpk3jprsgltl51q4lf794mjz4 ናቕፋ (ባጤራ) 0 4642 23769 23275 2022-08-06T10:10:50Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki {{stub}} [[ፋይል:2006 Eritrea five nakfa tree.JPG|alt=|300x300px]] | ስም [[ባጤራ]] ፡ [[ናቕፋ (ባጤራ)]] | ስም ሃገር ፡ [[ኤርትራ]] '''ናቕፋ፣''' [[ባጤራ]] ናይ [[ኤርትራ]] እዩ። ሓደ ናቕፋ፣ ሚእቲ ሳንቲም እያ። ናቕፋ ኣብ ክልተ ይምቀል። ናይ ወረቐት ገንዘብን፣ ናይ ሓጺን ገንዘብን። ናይ ወረቀት ገንዘብ 1,5,10,20,50ን 100ን እየን። ናይ ሳንቲም ድማ፣ 1,5,10,25ን 50ን 100ን እየን። ብዕለት 08.11.1997 ናቅፋ ወግዓዊ ባጤራ ኤርትራ ኮይኑ። ዓለም-ለኻዊ ኮድ ISO code: ERN እዩ == ስእሊ ናይ ባጤራ ==
[[Category:ኤርትራ]] tw4ek61mkfdbroust0tepx3d38ajkb3 ማድሪድ 0 4865 23742 21561 2022-08-05T19:02:35Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki '''ማድሪድ''' ኣሎ እቲ [[ርእሰከተማ]] ከምኡውን ብጣዕሚ ብዙሕ ቍጽሪ ዘለዎም ጭፍራ መራኽብ [[ስፔን]]. ብ ውሽጢ ካልኣይ ዝዓበየ ከተማ እያ [[ሕብረት ኣውሮጳ]]. እቲ 15 [[ምምሕዳርከተማ]] ከደነ 604.3 km2 (233.3 sq mi). [[ፋይል:Azca-Skyline-271112.jpg|thumb|ማድሪድ [[ሓድጊሰማይ]]]] [[Category:ስፔን‎]] iom9fibon1lt9usxtnt2wmuhdarvrfp 23783 23742 2022-08-06T10:50:33Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ማድሪድ''' ኣሎ እቲ [[ርእሰከተማ]] ከምኡውን ብጣዕሚ ብዙሕ ቍጽሪ ዘለዎም ጭፍራ መራኽብ [[ስፔን]]. ብ ውሽጢ ካልኣይ ዝዓበየ ከተማ እያ [[ሕብረት ኣውሮጳ]]. እቲ 15 [[ምምሕዳርከተማ]] ከደነ 604.3 km2 (233.3 sq mi). [[ፋይል:Azca-Skyline-271112.jpg|thumb|ማድሪድ [[ሓድጊሰማይ]]]] [[መደብ:ስፔን‎]] 6oxwu2m8et6xaka74gx5y3gtov0pdhc ኖርወይ 0 4875 23774 21549 2022-08-06T10:12:52Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Flag of Norway.svg|thumb|ኖርወይ]] '''ኖርወይ''' ኣሎ [[ነውሐ]] ሃገር ሰሜን ምዕራብ ኣውሮጳ ናይመን ግዝኣት ምዕራባዊ ከምኡውን ሰሜናዊ ክፋል የጠቓልል [[ሃገራትስካንዲናቭያ ሓውሲደሴት]]; እቲ ኔው ደሴት ናይ ጀን መየነ ድማ እቲ ኣርኪፓለጎ ደሴት [[ሡቬነበዾ]] ከምኡውን ኣካል እዮም ኖርወይ. [[Category:ኖርወይ]] iudyyhlarcjiweulhh6czhfpbbwyg7b ቦሊቭያ 0 5178 23753 23459 2022-08-05T20:40:19Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki '''ቦሊቭያ''', ኣሎ እቲ ሃገር ኣመልከተ ብ ምዕራባዊ ማእከላይ [[ደቡብ አሜሪካ]]. እቲ ቅዋማዊ ዓቢ ኣሎ [[ሱቹር]], እናበለ እቲ ሰድያ ናይ መንግስቲ ድማ ቀረበሉ ዓቢ ኣሎ [[ረፐዙ]]. [[ፋይል:Flag of Bolivia.svg|thumb|ቦሊቭያ]] [[Category:ቦሊቭያ]] [[መደብ:ሃገራት ደቡብ ኣመሪካ]] g8polvu9wr3ckkq531cmpw4uaxx9gb6 ካራካስ 0 5513 23760 23117 2022-08-05T21:28:20Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መርበብ wikitext text/x-wiki {{ሓበሬታ ንኡስ ሃገራዊ ኣካል | ስም = ካራካስ | flag_border = yes | ሕብረት = [[ርእሰ ከተማ]] [[ቬኔዝዌላ]] | ሃገር = {{VEN}} | ዓይነት_ላዕለዋይ_1 = [[ፈደራላዊ ኣካላት ቬኔዝዌላ|ፈደራላዊ ኣካላት]] | ላዕለዋይ_1 = {{VEN|A}} {{VEN|M}} | ዓይነት_ላዕለዋይ_2 = [[ዝርዝር ምምሕዳር ከተማታት ቬኔዝዌላ|ምምሕዳር ከተማታት]] | ላዕለዋይ_2 = [[ምምሕዳር ከተማ ሊበርታዶር ካራካስ|ሊበርታዶር]]፣ [[ምምሕዳር ከተማ ባሩታ|ባሩታ]]፣ [[ምምሕዳር ከተማ ቻካው|ቻካው]]፣ [[ምምሕዳር ከተማ ኤል ሃትዮ|ኤል ሃትዮ]]፣ [[ምምሕዳር ከተማ ሱክረ (ሚራንዳ)|ሱክረ]] | ምስሊ = {{Photomontage | ስእሊ1a = Caracas Panoramica 1.jpg | ስእሊ2a = CaracasCentre.jpg | ስእሊ2b = Caracas Este.jpg | ስእሊ3a = TeresaCarreño.jpg | ስእሊ3b = Plaza Venezuela Noche.jpg | ስእሊ4a = Edificios de Oficinas Conjunto Parque Central alt.jpg | መጠን = 280 | ክፍተት = 2 | ወሰን = 1 | ሕብሪ = white | ሕብሪ_ወሰን = white }} | ጭርሖ = ''Muy Noble y Leal Ciudad'' | መዝሙር = ''Marcha a Caracas'' | ካርታ_loc_1 = ቬኔዝዌላ | ካርታ = <mapframe frameless align=center width=275 height=250 zoom=11 latitude=10.4721 longitude=-66.9435 /> | እግሪ_ካርታ = ከተማዊ ከባቢ ካራካስ | መራሕቲ_ኣርእስትታት = ሓለቓ መንግስቲ | መራሕቲ_ኣስማት = [[ናሁም ፈርናንደዝ]] | መሰረት = 25 ሓምለ 1567 ({{ዕድመ|25|7|1567}}) | ስፍሓት = 784 | ጻዕቂ = 15,774 | ብዝሒ_ህዝቢ_ዓመት = 2017 | ብዝሒ_ህዝቢ = 2,245,744 | ብዝሒ_ህዝቢ_ምልጣፍ = | ጶስጣዊ_ኮድ_ስም = [[ጶስጣዊ ኮድ]] | ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ ስም = [[ኮድ ከባቢ]] | ግዜ = UTC-4 | ኮድ ኣይሶ = [[ISO 3166-2:VE|VE-A]]፣ [[ISO 3166-2:VE|VE-M]] | ማንታነት = {{Collapsible list|ኣርእስቲ = 42 [[ከተማ|ከተማታት]]|1 = 23 ርእሰ ከተማታት
{{flagdeco|CUB}} [[ሃቫና]]
{{flagdeco|PER}} [[ሊማ]]
{{flagdeco|BOL}} [[ላ ፓዝ]]
{{flagdeco|BLR}} [[ሚንስክ]]
{{flagdeco|NCA}} [[ማናጓ]]
{{flagdeco|ESP}} [[ማድሪድ]]
{{flagdeco|RUS}} [[ሞስኮ]]
{{flagdeco|URU}} [[ሞንተቪድዮ]]
{{flagdeco|ISL}} [[ረይክያቪክ]]
{{flagdeco|CRC}} [[ሳን ሆሰ (ኮስታ ሪካ)|ሳን ሆሰ]]
{{flagdeco|ESA}} [[ሳን ሳልቫዶር]]
{{flagdeco|CHL}} [[ሳንትያጎ]]
{{flagdeco|DOM}} [[ሳንቶ ዶሚንጎ]]
{{flagdeco|KOR}} [[ሶውል]]
{{flagdeco|ARG}} [[ብወኖስ ኣይረስ]]
{{flagdeco|COL}} [[ቦጎታ]]
{{flagdeco|IRN}} [[ተህራን]]
{{flagdeco|HON}} [[ተጉሲጋልፓ]]
{{flagdeco|PAR}} [[ኣሱንስዮን]]
{{flagdeco|MEX}} [[ከተማ ሜክሲኮ]]
{{flagdeco|GUA}} [[ከተማ ጓቲማላ]]
{{flagdeco|PAN}} [[ከተማ ፓናማ]]
{{flagdeco|ECU}} [[ኪቶ]]
19 ከተማታት
{{flagdeco|ESP}} [[ላ ኮሩኛ]]
{{flagdeco|ESP}} [[መልያ]]
{{flagdeco|BRA}} [[ርዮ ዲ ጃነይሮ]]
{{flagdeco|AUS}} [[ሲድኒ]]
{{flagdeco|ESP}} [[ሳንታ ክሩዝ ደ ተነሪፈ]]
{{flagdeco|USA}} [[ሳን ፍራንሲስኮ]]
{{flagdeco|BRA}} [[ሳኦ ፓውሎ]]
{{flagdeco|CHN}} [[ሻንጋይ]]
{{flagdeco|ESP}} [[ቪጎ]]
{{flagdeco|ISR}} [[ተል ኣቪቭ]]
{{flagdeco|VEN}} [[ትሩህዮ (ቬኔዝዌላ)|ትሩህዮ]]
{{flagdeco|USA}} [[ኒው ኦርሊንስ]]
{{flagdeco|USA}} [[ኒው ዮርክ]]
{{flagdeco|TUR}} [[ኢስታንቡል]]
{{flagdeco|MEX}} [[ኣተንኮ (ምምሕዳር ከተማ)|ኣተንኮ]]
{{flagdeco|ESP}} [[ኣደሄ]]
{{flagdeco|PHI}} [[ከተማ ክዌዘን]]
{{flagdeco|ROM}} [[ክሉጅ-ናፖካ]]
{{flagdeco|BOL}} [[ኮቻባምባ]]}} | ገጽ መርበብ = www.caracas.gob.ve | ብዝሒ_ህዝቢ_ርእሰ_ከተማዊ = 2,923,959 | ስም_ተቐመጥቲ = ካራቀንያዊ/ -ት ([[ቋንቋ ስጳንኛ|ስጳንኛ]]፦ ''ካራቀኞ'' (ተባዕታይ)፣ ''ካራቀኛ'' (ኣንስታይ)) }} '''ካራካስ''' (ብ[[ቋንቋ ስጳንኛ|ስጳንኛ]]፦ ''Caracas'')፣ [[ርእሰ ከተማ]]ን ዝዓበየት ከተማን [[ቬኔዝዌላ]] እያ። ካብ መበል 19 ዘመን ከም ማእከል ፖለቲካውን ቁጠባውን ሓይሊ ቬኔዝዌላ ተቖጺራ እያ። ==መርበብ== [http://www.caracas.gob.ve/alcaldiaDeCCS/ ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ] [[መደብ:ካራካስ]] jjy806ndho5ikjzc4y3k6kniwbrssir ኣዲስ ኣበባ 0 5773 23759 22981 2022-08-05T21:23:14Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መርበብ wikitext text/x-wiki {{ሓበሬታ ንኡስ ሃገራዊ ኣካል | መበቆላዊ ስም = አዲስ አበባ | ምሉእ ስም = ኣዲስ ኣበባ | ሕብረት = [[ርእሰ ከተማ]] | ሃገር = {{flagcountry|ኢትዮጵያ}} | ባንዴራ = no | ባንዴራ_ወሰን = no | ኣርማ = no | ስፍሓት = 530.14 | img_panorama_urb = Addis_abeba_meskele_square.jpg | ብዝሒ_ህዝቢ = 3,384,569 | ብዝሒ_ህዝቢ_ዓመት = 2008 | ብዝሒ_ህዝቢ_ርእሰ_ከተማዊ = 4,567,857 | ጻዕቂ = 5,165.1 | ገጽ መርበብ = www.addisababacity.gov.et | ካርታ_loc = ኢትዮጵያ | ካርታ_loc_1 = ኣፍሪቃ | ካርታ = no | መሰረት = 1886 | ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ = (+251) 11 }} '''ኣዲስ ኣበባ''' (ብ[[ቋንቋ ኣምሓርኛ|ኣምሓርኛ]]፦ ''አዲስ አበባ''፣ ‘ሓድሽ ዕምባባ’)፣ [[ርእሰ ከተማ]]ን ዝዓበየት ከተማን [[ኢትዮጵያ]] እያ። ==መርበብ== [http://www.addisababacity.gov.et/ ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ] [[መደብ:ኣዲስ ኣበባ]] 0l41ksandl0v5mc96ul0frzx2o6ccly