ዊኪፔዲያ tiwiki https://ti.wikipedia.org/wiki/%E1%88%98%E1%89%A0%E1%8C%88%E1%88%B2_%E1%8C%88%E1%8C%BD MediaWiki 1.39.0-wmf.23 first-letter ሜድያ ፍሉይ ምይይጥ ተጠቃሚ ምይይጥ ተጠቃሚ ዊኪፐድያ ምይይጥ ዊኪፐድያ ፋይል ምይይጥ ፋይል ሜድያዊኪ ምይይጥ ሜድያዊኪ ሞደል ምይይጥ ሞደል ሓገዝ ምይይጥ ሓገዝ መደብ ምይይጥ መደብ ማዕጾ ምይይጥ ማዕጾ TimedText TimedText talk ሞድዩል ምይይጥ ሞድዩል መሳርሒ ምይይጥ መሳርሒ መብርሂ መሳርሒ ምይይጥ መብርሂ መሳርሒ ቴማ ቋንቋ ኣደ 0 1936 23808 17071 2022-08-07T07:00:54Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ቴማ ቋንቋ ኣደ''': ኣብዚ መርበብ'ዚ፡ ብ26 ቋንቋታት፡ ሓበሬታታት ብዛዕባ ቋንቋ ኣደ ይውሃብ። [[ትግርኛ]] ሓንቲ ካብ'ዘን [[ቋንቋ]]ታት እዚኣተን ኢያ። እዚ ዓይነት መርበብ'ዚ ብትግርኛ ዚውሃብ ዘሎ፡ ንመጀመርታ ግዜ ኢዩ። ብሃገራዊ ምምሕያሽን ምምዕባልን ትምህርቲ ይምወል። ብመምህራን ቋንቋ ኣደ ከኣ ይዳሎ። በብእዋኑ እናማዕበለን እናተለዋወጠን ይኸይድ። ምእንቲ ኪምዕብል ናይ ኵልና ምትሕብባር የድልዮ።ንዚውሃበና ምኽርን ሓበሬታን ምስ ምስጋና ንቕበል። መልእኽትኹም በዚ ዚስዕብ ኣድራሻ ክትልእኩልና ትኽእሉ። [[መደብ:ቋንቋ]] cp7yx3ufk1nusivc3fyn1uh9wlb4uxo ትምህርቲ ትግርኛ ብርሑቕ 0 1939 23810 17069 2022-08-07T07:01:37Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ትምህርቲ ትግርኛ ብርሑቕ''': ኣብ [[ሽወደን]]፡ ኵሉ ቈልዓ ቋንቋ ኣደኡ ኪምሃር መሰል ኣሎዎ። ግን ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ገለ ተመሃሮ ኪምሃሩ ዕድል ኣይረኸቡን። ነዚ መፍትሒ ንምፍጣር፡ ትካል ምምዕባልን ምምሕያሽን ትምህርቲ ዝሓለፈ ዓመት ንፈተነ ተባሂሉ፡ [[ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ]] ብርሑቕ ብሾብዓተ ቋንቋታት ተዋሂቡ። ሓንቲ ካብ'ዘን ቋንቋታት እዚኣተን [[ትግርኛ]] ኢያ። ኣብዚ ፈተነ’ዚ ዝተኻፈሉ ኣብ [[ክሪስትያንስታድ]] ዚርከቡ ተመሃሮ ኢዮም። ከምቲ ተሓሲቡዎ ዝነበረ፡ ንዕብይ ዝበሉ ተመሃሮ፡ ብ[[ኮምፕዩተር]] እናተሓገዙ ኪምሃሩ ኢዩ። ግን ኣብኡ ዚርከቡ ተመሃሮ ካብ ደቂ ፮ ዓመት ክሳዕ ፮ይ ክፍሊ ዚምሃሩ ኢዮም ነይሮም። ካብቶም ዝተመዝገቡ ፪፯ ተመሃሮ ፩፱ ተኻፊሎሞ። ነቲ ነገር ንምቅላል፡ መምህር ኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ እናኸዶም፡ ዝተረፈ ግዜኦም ከኣ ብወለዶም እናተሓገዙ ኪምሃሩ ጸኒሖም። እዚ ቀዳማይ ፈተነ’ዚ ዝሓለፈ ሰሙን ተዛዚሙ። ኣብቲ መዛዘሚ መዓልቲ፡ ኣኼባ ስድራ-ቤት ተገይሩ። ነቲ ዝሓለፈ ትምህርቲ ገምጋም ተገይሩሉ። ስድራ-ቤታት በቲ ዝተዋህበ [[ትምህርቲ]] ሕጉሳት ከም ዝዀኑ ገሊጾም። ግን ሓደ ግዜ ኣብ ወርሒ ኣዝዩ ውሑድ ስለ ዝዀነ፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ኪረኽቦም ዚኽእል መምህር ኪግበረሎም፡ እቲ ዝጸንሐ መምህር ከኣ፡ ኪህቦም ዝጸንሐ ኣመሃህራ መታን ከይቋረጾም፡ ገለ ገለ መዓልታት እናመጸ ሓገዙ ኬወፍየሎም ሓቲቶም። ስድራ-ቤታትን ኣካየድቲ ስራሕን በቲ ዝቐረበ ሓሳባት ተሰማሚዖም፡ ተመሳጊኖም ተፈላልዮም። ቀጻሊ ትምህርቲ ኣብ ወርሒ [[መስከረም]] ኪጅመር ኢዩ። [[መደብ:ቋንቋ]] fcomhddqubz02iwisawicwb1oa71f3b ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ቋንቋ ኣደ ፪፬፬፮ 0 1948 23815 17062 2022-08-07T07:03:15Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki ፪፩ የካቲት [[ዓለምለኽ|ዓለም-ለኻዊ]] መዓልቲ ቋንቋ ኣደ ኢዩ። እዚ መዓልቲ እዚ ብ፩፱፱፱ ብ[[ዩነስኮ]] (UNESCO) ዝተሓንጸጸ ኢዩ። ዕላማኡ፡ ኣብ ዓለም ምሉእ ዘሎ ሰብ [[ቋንቋ]]ኡ ኪጥቀምን ብቋንቋኡ ኪጥቀም ዕድል ኪረክብን ንምትብባዕ ኢዩ። በዚ ምኽንያት፡ ኣብዛ መዓልቲ እዚኣ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት፡ ገለ ቋንቋታት ንኸይጠፍኣ ንምክልኻል፡ ብቛንቋ ኣደኻ ክትምሃር ምእንቲ ኪክኣልን ኣብ መንጎ ብዙሓት ባህልታት ምርድዳእ ኪህሉን ብዜመልክት ዝተፈላለየ መደባት ከቢሩ ይውዕል። እዚ ትካል'ዚ ንሻብዓይ ግዜኡ ኢዩ ዜብዕሎ ዘሎ። ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ሽወደን፡ ብዝተፈላልየ መገዲ ከቢሩ ውዒሉ። ከም ኣብነት፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዩልስታ ብዓቢ ድምቀት ከቢሩ ኣምስዩ። እዚ በዓል'ዚ ብክልት፫ [[ተማሃሮ]] ኢዩ ተኸፊቱ። ሓለቓ ቤት ትምህርቲ ዩልስታ፡ ኤልሳቤጥ ከኣ ነቲ ኣብኡ ዝነበረ ተዓዛቢ፡ " እንቋዕ ብደሓን ምጻእኩም። ቤት ትምህርትና፡ ካብ ዝተፈላለየ ወገናት ዓለም ዝመጹን ዝተፈላለየ ቋንቋታት ዚዛረቡን ተመሃሮ ዝሓቘፈ ቤት ትምህርቲ ብምዃኑ ብዙሕ የሐብነናን የሐጕሰናን፡ ስል ዝዀነ ከኣ፡ ነዛ መዓልቲ እዚኣ ከነኽብራ ይግባእ" ድሕሪ ምባላ ነቲ መድረኽ ነቶም ነቲ በዓል ዚመርሓ ዝነበራ ተመሃሮ ኣተሓላሊፋትለን። ነቲ በዓል ተመሃሮ ጥራይ ዘይኰኑ፡ ወለዶምን ናእሽቱ ኣሕዋቶምን ኣሓቶምን እውን ተኻፊሎሞ። እዚ ብብዙሓት ስድራ-ቤታት ዝደመቐ በዓል፡ ነታ ቤት ትምህርቲ ብፍላይን፡ ንሽወደን ድማ ብሓፈሻኡን፡ ብዝሐ ባህላውያን ገይሩወን ኣምስዩ። ተመሃሮ፡ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ግጥምታት ነቢቦም። ነፍሲ ወከፍ ጕጅለ ተመሃሮ ነናይ ሃገሮምን ባህሎምን ሳዕስዒታት ኣብ ዘርአዩሉ እዋን፣ በቶም ጕጅለ ጥራይ ከይተወሰነ፡ ካብ ካልኦት ጕጅለታት'ውን ዘዘሊሎም ናብ ስዕስዒት እናተሓወሱዎም፣ ሓደ ዓቢን ናይ ሓባርን ባህሊ መሲሉ ኣምስዩ። ቋንቋ ትግርኛ'ውን ሓንቲ ካብዘን ቋንቋታት እዚኣተን ኰይና ኣምስያ። ተመሃሪት ልዋም ተስፋይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ግጥሚ ነቢባቶ።ትዕግስቲ ኣብራሃን ልዋም ፍትዊን ከኣ ናብ ቋንቋ ሽወደን ተጒመናኦ። ተመሃሮ ትግርኛ፡ ብቛንቛ ትግርኛ ኪዛረቡን ኪነቡን ከለው፡ ባህላዊ ሳዕሲዒቶም ኪስዕስዑ ከለውን ክትርኢ ኣዝዩ የሐጕስ። ብዝያዳ ንኺምዕብል ግን ሓገዝ ወለዲ የድልዮ። ወረጃን ሓጎስ ዝመልኦን ምሸት! ኣገናዕ!!! [[መደብ:ቋንቋ]] jtfly4l102ldrzc3lcw2tgr8l7c7qoh ድርብ ቋንቋነት 0 1952 23816 17080 2022-08-07T07:03:36Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ድርብ ቋንቋነት''': ዝበዝሑ ህዝብታት ዓለም ሰብ ድርብ ወይ ብዙሕ ቋንቋ ኢዮም። ድርብ ወይ ብዝሐ-ቋንቋ ንውልቀ-ሰብ ይኹን ንሕብረተ-ሰብ ኣዝዩ ጠቓሚ ኢዩ። ካብ ሓደ ሃገር ናብ ካልእ ሃገር ዝቐየሩ ስድራቤታት፡ ቋንቋ ኣደኦም ምስ ዚዕቅቡ ምስ ሃገሮም ርክቦም ኪቕጽሉ ዝቐለል ይዀነሎም። ካብ ከምዚኦም ዓይነት ስድራ-ቤታት ዝተወልዱ ቈልዑ፡ ቋንቋ ስድራኦም ኪዛረቡ ዚኽእሉ ምስ ዝዀኑ፡ ባህሊ ስድራ-ቤቶም ንኺቕበሉ ዝዓበየ ዕድል ኣሎዎም። ድርብ ቋንቋ ዘሎዎም ሰባት፡ ጥቕሚ ብዝሐ-ባህልታት ብቐሊሉ የስተ ማቕሩ፡ ሰፊሕ ኣረኣኣያ ዓለም ኪፈጥሩ ከኣ ይኽእሉ። ቋንቋ ኣደ፡ ንርክብ ኣብ መንጎ ስድራቤታትን ኣዝማድን፡ ንቘልዑ ከኣ ኣብ ናይ ገዛእ ርእሶም መንነትን ዝምድናን ርግጸኛታት ኪዀኑን ኣዝዩ ጠቓሚ ኢዩ። ኵሎም ቘልዑ ክልተ ወይ ዝያዳ ቋንቋታት ኣብ ሓደ ግዜ ኬጽንዑ ይኽእሉ ኢዮም። ግን ንኽልቲኡ ቋንቋታት ብማዕረ ዚኽእሉዎ ሳሕቲ ኢዩ። ቈልዓ፡ ንኽልቲኡ ቋንቋታት ብዝለ ዓለ ደረጃ መታን ኬማዕብሎ፡ ሓገዝ ስድራ-ቤትን ቅድመ ትምህ ርትን ቤት ትምህርትን የድሊ። ምስቲ ቘልዓ ርክብ ዘሎዎም ዓበይቲ፡ እቲ ቘልዓ ቋንቋ ኣደኡ ንኺጥቀም ብዝተፈላለየ መንገዲ ኬተባብዑዎን ኪድግፉዎን ኣድላዪ ኢዩ። ---- ቋንቋ ውሑዳን ብምጥቃም- ኣብ ስድራ-ቤታት ጥራይ ዘይኰነ፡ ኣብ ቦታ መጻወቲ፡ ኣብ ቅድመ ትምህርቲ፡ ኣብ ክፍልን ኣብ ስራሕን - ስድራ ቤታትን መምህራንን ነቲ ቘልዓ ብዝሐ ቋንቋ ምህላው ባህርያዊ ከም ዝዀነ ብጭቡጥ ኬርእዩዎ ይኽእሉ። ድርብ-ቋንቋነት ብዙሕ ኣወንታዊ ነገራት ስለ ዘሎዎ፣መብዛሕትኦም ክልተ ወይ ሓያለ ቋንቋ ዘሎዎም ስድራ-ቤታት ነዞም ቋንቋታት’ዚኣቶም ኬልግሱዎም ኢልካ ምሕሳብ ብፍጹም ዘይክኣል’ዩ። እቲ ዝተረፈ ሕብረተ-ሰብ፡ ሰባት ብብዙሕ ቋንቋታት ምዝራቦም ብኣወን ታዊ ዓይኒ ምስ ዚርእዮ፣ ምዕባሌ ክልተ ቋንቋ ይቐልል። [[መደብ:ቋንቋ]] ise4qrualqb7rach4jyxp597ytmf3n0 ንምዕባለ ቋንቋ ሽወደን ውላደይ 0 1953 23811 17072 2022-08-07T07:01:58Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ንምዕባለ ቋንቋ ሽወደን ውላደይ''': ብኸመይ ክድግፎ እኽእል? እቲ ጽቡቕ መሰረት መማዕበሊ [[ቋንቋ]] [[ሽወደን]] ናይ ሓደ ቈልዓ፡ ጽቡቕ ምትሕብባር ኣብ መንጎ [[ቅድመ-ትምህርት]]ን [[ቤት-ትምህርት]]ን ወለድን'ዩ። ቅድመ-ትምህርትን ቤት-ትምህርትን ኣብ ናይቲ ቈልዓ ምምዕባል ቋንቋ ሽወደን ዓቢ ሓላፍነት ኣሎዎ። ስድራቤት’ውን ብዝተፈላለየ መንገዲ፡ ብዝያዳ ኸኣ ኣብ ናይ’ቲ ቈልዓ ስራሕ ትምህርቲ፡ ብዝተፈላለየ ኣገባብ ብምትብባዕ፡ ኪሕግዙ ይኽእሉ። ዋላ እቶም ወለዲ ቋንቋ ሽወደን ብዙሕ ዘይክእሉ እንተዀኑ’ውን፣ ኣብ ናይ’ቲ ተመሃራይ ዕዮ-ቤት ኪሕግዙ ይኽእሉ። ብዙሓት ወለዲ፡ ደቆም ምስኣቶም ዚጻወቱ ሽወደናውያን መሓዙት እንተዘይብሎም ከመይ ገይሮም ቋንቋ [[ሽወደን]] ኪምሃሩ ይኽእሉ ዚብል ሕቶ ኣሎዎም። ወለዲ ኪሓስቡለን ዘሎዎም ብውሑድ ክልተ ነጥብታት ኣለዋ። እታ ቀዳመይቲ፡ እቲ ቈልዓ ብዝተፈላለየ መንገዲ ሽወደን ዚዛረቡ ሰባት ኪረኽበሉ ዚኽእል ዕድላት ኪርከበሉ፤ እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ከኣ፡ እቲ ቈልዓ ምስ ካልኦት መሓዙትን ዓበይትን - ቋንቋኦም ሽወደን ይኹን ኣይኹን ብዘየገድስ - ቋንቋ ሽወደን ኪጥቀመሉ ዚኽእል ዕድላት ኪረክብ ኢዩ። ንኣብነት ወለዲ እቲ ቈልዓ፡ ሽወደን ዚዛረቡ ቈልዑ ኣብ ዚርከቡዎ ምንቅስቓሳት ከም ኵዕሶ እግሪ፡ መዝሙር፡ ሳዕስዒት ወዘተ… ኪካፈል ኬተባብዑዎ የድሊ። እታ ካልኣይቲ፡ ነቲ ቈልዓ፡ ኣየናይ ቅድመ-ትምህርትን ቤት-ትምህርትን ከም ዚሰማምዖ ኣብ ግምት ምእታው ኢዩ። እቶም ወለዲ፡ እቶም ኣብ ቅድመ-ትምህርትን ቤት-ትምህርትን ዘለዉ መምህራን፡ ሰፊሕ ፍልጠትን ንቕሓትን ናይ ምዕባለ ድርብ ቋንቋ፡ ትምህርቲ ካልኣይ ቋንቋን ቈልዑ ንኻልኣይ ቋንቋ ከመይ ከም ዚምሃሩን ዚፈልጡ ኪዀኑ ኪጠልቡ መሰል ኣሎዎም። ከምኡ’ውን ወለዲ፡ መምህራን ንናይ ደቆም ቋንቋ ኣደን ሽወ ደንን ብዜማዕብል መንገዲ ዚሰርሑ ኪዀኑ ኪጠልቡ መሰል ኣሎዎም። [[መደብ:ቋንቋ]] qa9lapg7o0ftv0yd75ryu06zkx3jap2 ውላደይ ኣብ ቤት-ትምህርቲ ንቋንቋ-ኣደ 0 1955 23813 17063 2022-08-07T07:02:37Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ውላደይ ኣብ ቤት-ትምህርቲ ን[[ቋንቋ]]-ኣደ''': ከም ዓይነት ትምህርቲ ኪምሃሮዶ? ምርምር ከም ዜርእዮ፡ ብቛንቋ ኣደኦም ምንባብን ምጽሓፍን ተማሂሮም ዝጸንሑ ሰብ ድርበ-ቋንቋ ቈልዑ፡ ነቲ ቋንቋኦም ምምዕባሉን ምዕቃቡን ይቐለሎም። ኵሎም ቈልዑ በቲ ዝሓየለ ቋንቋኦም ኬንብቡን ኪጽሕፉን እንተ ዚምሃሩ እቲ ዝበለጸ ምዀነ። እዚ ኸኣ ቋንቋ ኣደኦም’ዩ። ብሓደ ቋንቋ ምንባብን ምጽሓፍን ምኽኣል፡ ካልእ ቋንቋ ከተንብብ ንምምሃር ዝቐለለ ይኸውን። ቈልዑ ኣብ ሓደ እዋን ሓያለ ቋንቋታት ምንባብን ምጽሓፍን ኪምሃሩ’ውን ይኽእሉ’ዮም። ኣብቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዚውሃብ ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ፡ ቈልዓ ብቛንቋ ኣደኡ ምንባብን ምጽሓፍን ናይ ምምሃር ተኽእሎ ኣሎዎ። ንኣብነት ደብዳበ ብምጽሓፍን፡ መጻሕ ፍቲ ይኹን ካልኦት ጽሑፋት ብምንባብን፡ ርክብ ምስ መበቈል ሃገሩ ኪቕጽልን ኬዛይድን ይኽእል። ቈልዓ ኣብ ቤት ትምህርቱ መሰል ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ኣሎዎ። ሓደ ጕጅለ [[ትምህርቲ ቋንቋ]] ኣደ ንምምስራት፡ ኣብ ዞባኦም ብውሑድ ሓሙሽተ ተመሃሮ ኪህልዉ ኣሎዎም። ሓደ ቋንቋ ዘሎዎም ቈልዑ ኣብ በበይነን ኣብያተ ትምህርቲ ዚምሃሩ እንተ ዀይኖም፣ ኣብ’ቲ ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ዚውሃበሉ ግዜ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ይእከቡ። እቲ ትምህርቲ ብነጻ ድሌት’ዩ ዚውሃብ፤ ስለዚ ወለዲ ውላዶም ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ኪምሃር ዚደልዩ እንተዀይኖም፡ ንቤት ትምህርቲ ኬመልክቱ ኣሎዎም። እቲ ቈልዓ ቋንቋ ሽወደን ኣጸቢቑ ዘይመልኽ ምስ ዚኸውን፡ ብቛንቋ ኣደኡ ሓገዝ ትምህርቲ ኪረክብ መሰል ኣሎዎ። እዚ ማለት ድማ፡ እቲ ቈልዓ ኣብ በበይኑ ዓይነታት ትምህርቲ ብመምህር ቋንቋ-ኣደኡ ሓገዝ ይረክብ ማለት ኢዩ። መምህር፡ ንትሕዝቶ ናይ’ቲ መማህ ርቱ ዚምሃሩዎ ትምህርቲ፡ ብቛንቋ ኣደኡ የረድኦን ኣብ መጽናዕቱ ይሕግዞን። ነቲ ቈልዓ ሓገዝ ትምህርቲ ብቛንቋ ኣደኡ ዜድልዮ እንተ ዀይኑ እቲ ቤት ትምህርቲ ይውስን። ቋንቋ ኣደ ብኻልእ ኣገባብ’ውን ክትምሃሮ ይክኣል’ዩ። ንዚውሃቡ ኣገልግሎታትን እንታይ ማለት ምዃኖም ንምፍላጥን ንቤት ትምህርቲ ኪሕተት ይክኣል። ንገለ ጕጅለ ቋንቋታትን ኣብ ገለ [[ቦታ]]ታትን ብመልክዕ [[ድርበ-ቋንቋዊ]] ክፍልታት ወይ ናብ ሓደ ቋንቋ ዘድሃበ ነጻ ቤት ትምህርቲ፡ ድርበ- ቋንቋዊ ትምህርቲ ንምምራጽ ተኽእሎ ኣሎ። [[መደብ:ቋንቋ]] gylq83nwbl2wf7p249a4j4mhokzces6 ገለ መግለጽታት ቃላት 0 1956 23817 18612 2022-08-07T07:03:55Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ገለ መግለጽታት ቃላት''': ካልኣይ ቋንቋ - እቲ/እቶም ድሕሪ ቀዳማይ ቋንቋ ዚውሃብ/ቡ ቋንቋ/ታት ኢዩ/ዮም። ኣብ መንጎ ቀዳማይን ካልኣይን ቋንቋ ዘሎ ዶብ ንምፍላይ ኵሉግዜ ቀሊል ኣይኰነን። ገና ብቘልዓኡ ተወሳኺ ቋንቋ ንዝተማህረ ቈልዓ ብዚምልከት፡ እቲ ቘልዓ ክልተ ቀዳሞት ቋንቋታት ኣሎዎ ኪብሃል ይክኣል። ቀዳማይ ቋንቋ - እቲ/እቶም መጀመርታ እቲ ቘልዓ ዚምሃሮ/ም ቋንቋ/ ታት ኢዩ/ዮም። [[ቋንቋ ሃገር]] - እዚ ኣምር’ዚ፡ ምስ’ቲ ብ1977 ኪትኣታተው ዝጀመረ ጽገና ቋንቋ-ሃገር ዝተባህለ ተተሓሒዙ ዝቘመ’ዩ። "ትምህርቲ ቋንቋ-ሃገር" ሕጂ "ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ" ተባሂሉ ይጽዋዕ ኣሎ። ሓደ ካብ ወለዲ ወይ መጕ ዚት፡ ቋንቋ-ኣደኦም ዘይሽወደን ምስ ዚኸውን፣ እሞ መዓልታዊ ምስ ውላ ዶም በቲ ቛንቋ’ቲ ዚዛረቡ ምስ ዚዀኑ፣ ቈልዑ ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ ኪወስዱ መሰል ኣሎዎም። [[ቋንቋ ብዙሕ|ቋንቋ ብዙሓን]] - እቲ ዝዓበየን ዓብላልን ቋንቋ ናይ’ታ ሃገር። ኣብ ሽወ ደን ቋንቋ ሽወደን’ዩ ቋንቋ-ብዙሓን። [[ቋንቋ ውሑድ|ቋንቋ ውሑዳን]] - እቶም ብገለ ክፋላት ናይ’ቲ ህዝቢ ዚዝረቡ ቋንቋታት። ኣብ ሽወደን ሓሙሽተ ወግዓውያን ቋንቋታት-ውሑዳን ውሽጢ-ሃገር ኣለዉ፡- ፊንላንዳዊ፡ ዪዲሽ፡ መአንኬሊ፡ ሮማኒ ቺብ፡ ሳሚ። ካልኦት፡ ሓደስቲ እታው ዚዛረቡሎም፡ ኣዝዮም ብዙሓት ቋንቋታት-ውሑዳን፡ ከም ዓረብ፡ ዳንማርክ፡ ኩርድ፡ ፐርስያዊ፡ ቱርኪ፡ ሶማል ዝኣመሰሉ ድማ'ለዉ። [[ቋንቋ ኣደ ]]- ሰፊሕ ኣምር ኰይኑ፣ ኣውራ ግን እቲ/ቶም ኣብ ቤት ዚጽ ናዕ/ንዑ ቀዳማይ/ሞት ቋንቋ/ታት ማለት’ዩ። [[ድርብ ቋንቋነት]] - ንኽልተ ወይ ዝያዳ ቋንቋታት፡ ብድምር ንምግላጽ እንጥቀመሉ’ዩ። [[መደብ:ቋንቋ]] a7kiy4z3t0yghqiym5uv57ei4m518ry ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ 0 1958 23809 21614 2022-08-07T07:01:15Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ''': ትምህርቲ ብቛንቋ ኣደ ኣብ መባእታ፡ ሳላ'ቲ ኣብ ሜዳ ንጡፍ ዓውደ መጽናዕቲ ድሕሪ ምግባር ኪካየድ ዝጸንሐ ኣመሃህራ፡ ድሕሪ ናጽነት ክንሰርሐሉ ዋላ ሽግር ኣየጋጠመን። ካብ 93 - 95 ተሰሪሑሉ። ደሓር ዋሕዲ ሰብ ኣጋጢሙ፡ ደስኪሉ ምስ ጸንሐ፡ ብቛንቋ ኣደ መምህራን ዚዀኑ ንምስልጣን፡ ዓስራይ ክፍሊ ዝወድኡ ዜድሊ ክእለትን ጠባይን ዘማልኡ ተመሃሮ ብምምራጽ፡ ናብዚ ተቐቢልና ነቲ ኣብ መባእታ ዚጠቕሞም ኣገባብ ኣመሃህራ እናመሃርና፡ ምስኡ ድማ ንማትሪክ ንምድላው ዚጥቀሙሉ ትምህርቲ እናሃብና፡ ክንዕወተሉ ክኢልና። ኣብ ርእሲ ካልእ ትምህርቶም፡ (ብ[[ፊደላት ላቲን]] ነንቛንቋኦም) ናይ'ቲ ኪምህሩሉ ዚዳለዉሉ ዘለዉ ቋንቋ ኣደ ይምሃሩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ምስልጣን መምህራን ኣብ ክልተ ኣብያተ ትምህርቲ ተኸፊሉ፡- እቲ ሓደ ተመሃሮ 10ይ ክፍሊ ወዲኦም ዚኣትዉዎ ኣብ ማይ ነፍሒ ዚርከብ በቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ኣገባብ ዚምሃሩ፡ ዝተፈላለዩ ቋንቋ ኣደ ዚምህሩ መምህራን ዚስልጥኑሉ፡ እቲ ካልኣይ ድማ ብሄሮም ኰነ ቋንቋ ኣዲኦም ብዘየገድስ፡ 11 ክፍሊ ወዲኦም ዚኣትዉዎ ኣብ ኣስመራ ዚርከብ ቤት ትምህርቲ ኢዮም።" ንዝሓትተናዮ ምኽሪ መም. መብርህቱ ከምዚ ይብል፡- "ኣብ ሃገር ሽወደን ዘሎ ምዕባሌ ኣዝዩ ልዑል'ዩ። ንነፍሲ ወከፍ ካብ ወጻኢ ዝመበቈሉ ቘልዓ ቋንቋ ኣዲኡ ኪምሃርን ባህሉ ከይርስዕን (ኬማዕብልን) ዚብል ዕላማ ኣዝዩ ቅዱስ'ዩ። ከምኡ እንተ ዘይከውንሲ እቲ ምዕባሌ እቲ ሃገር ንዘዝመጹ ቈልዑ ናብ ባህሉን ቋንቋኡን ውሒጡዎም ምተረፈ። ዚምስገን ኢዩ። እንተዀነ ብዘይካ ትግርኛ ካልኦት 8 ቋንቋታት እውን ስለ ዘለዋና፡ በተን ዝተረፋ ቋንቋታት ሃገርና ኪምህሩ ዚኽእሉ ኤርትርውያን ከምዚ ናታትኩም ኪምህሩ ከተተባብዑዎም እምሕጸን" ኢሉ። ሓጋይ - ክረምቲ ሓግዙኒ ሊቃውንቲ! [[መደብ:ቋንቋ]] 5adppi6mz9rxtrf2qyoep07qf2222ds ጾመ ነነዌ 0 1961 23821 17055 2022-08-07T07:05:44Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ጾመ ነነዌ''': ልክዕ ድሕሪ 4 ኣዋርሕ፡ ዕለት 6 የካቲት፡ ጾመ ነነዌ ይኸውን። ኵሉግዜ ሰኑይ ኢዩ። ምኽንያቱ፡ ኣብ’ተን 4 ኣዋርሕ፡ ዕለት 6፡ በብ2 መዓልቲ ኣብ ወርሒ ሕሳብ፡ ብ8 መዓልቲ ንቕድሚት ስለ ዚኸይድ። ነነዌ መሰረት ናይ ኣጽዋማትን በዓላትን ኢዩ። [[መደብ:ክርስትና]] 9yiofpot6ev6e54yinaxxie9uvy75pp ዓቢይ ጾም 0 1962 23820 17061 2022-08-07T07:05:15Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ዓቢይ ጾም''': 2 ሰሙናት ድሕሪ ነነዌ፡ ዓቢይ ጾም ይኣቱ። ሰኑይ 20 [[የካቲት]] ምዃኑ’ዩ። እዚ’ውን ካብ ሰኑይ ኣይወጽእን። [[መደብ:ክርስትና]] 1r6a3rrijzuv3h3hcw2fj2eyzgqs457 ትግርኛ ፊደል 0 1999 23826 20133 2022-08-07T07:11:35Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki ትግርኛ ሓደ ካብ ሴማውያን ቋንቋታት እዩ። ትግርኛ ኣብ [[ኤርትራ]] ብኣስታት ፬ ሚዮ፣ ኣብ ክልል [[ትግራይ]] [[ኢትዮጵያ]] ኸኣ ብኣስታት ፭ <span lang="ti" dir="ltr">ሚልዮን</span> ህዝቢ ዝዝረብ ቋንቋ እዩ። ፊደላት ትግርኛ ካብ ኣደ ትግርኛ ዝዀነት ቋንቋ ግእዝ ዝተዋጽኡ እዮም። [[እዚ|እዚ ዝስዕብ ሰንጠረጅ]] {| class="wikitable sortable mw-collapsible mw-collapsed" style="text-align:center;" |+ !width="5%"|&nbsp; !width="5%"|ɐ !width="5%"|u !width="5%"|i !width="5%"|a !width="5%"|e !width="5%"|ɨ !width="5%"|o |- !h |style="background:silver"|ሀ||ሁ||ሂ||ሃ||ሄ||ህ||ሆ |- !l |ለ||ሉ||ሊ||ላ||ሌ||ል||ሎ |- !{{Unicode|ħ}} |style="background:silver"|ሐ||ሑ||ሒ||ሓ||ሔ||ሕ||ሖ |- !m |መ||ሙ||ሚ||ማ|ማ||ሜ||ም |ሞ |- style="background:silver"u !r |ረ||ሩ||ሪ||ራ||ሬ||ር||ሮ |- !s |ሰ||ሱ||ሲ||ሳ||ሴ||ስ||ሶ |- !ʃ |ሸ||ሹ||ሺ||ሻ||ሼ||ሽ|ሽ |ሾ |- !k' |ቀ||ቁ||ቂ||ቃ||ቄ||ቅ||ቆ |- !{{IPA|kʷ'}} |ቈ|| ||ቊ||ቋ||ቌ||ቍ|| |- !x' |ቐ||ቑ||ቒ||ቓ||ቔ||ቕ||ቖ |- !xʷ' |ቘ|| ||ቚ||ቛ||ቜ||ቝ|| |- !b |በ||ቡ||ቢ||ባ||ቤ||ብ||ቦ |- !v |ቨ||ቩ||ቪ||ቫ||ቬ||ቭ||ቮ |- !t |ተ||ቱ||ቲ||ታ||ቴ||ት||ቶ |- !ʧ |ቸ||ቹ||ቺ||ቻ||ቼ||ች||ቾ |- !h |style="background:silver"|ኀ||ኁ||ኂ||ኃ||ኄ||ኅ||ኆ |- !n |ነ||ኑ||ኒ||ና||ኔ||ን||ኖ |- !ɲ |ኘ||ኙ||ኚ||ኛ||ኜ||ኝ||ኞ |- !ʔ |style="background:silver"|አ||ኡ||ኢ||ኣ||ኤ||እ||ኦ |- !k |ከ||ኩ||ኪ||ካ||ኬ||ክ||ኮ |- !{{IPA|kʷ}} |ኰ|| ||ኲ||ኳ||ኴ||ኵ|| |- !x |ኸ||ኹ||ኺ||ኻ||ኼ||ኽ||ኾ |- !{{IPA|xʷ}} |ዀ|| ||ዂ||ዃ||ዄ||ዅ|| |- !w |ወ||ዉ||ዊ||ዋ||ዌ||ው||ዎ |- !ʕ |style="background:silver"|ዐ||ዑ||ዒ||ዓ||ዔ||ዕ||ዖ |- !z |ዘ||ዙ||ዚ||ዛ||ዜ||ዝ||ዞ |- !ʒ |ዠ||ዡ||ዢ||ዣ||ዤ||ዥ||ዦ |- !j |የ||ዩ||ዪ||ያ||ዬ||ይ||ዮ |- !d |ደ||ዱ||ዲ||ዳ||ዴ||ድ||ዶ |- !ʤ |ጀ||ጁ||ጂ||ጃ||ጄ||ጅ||ጆ |- !g |ገ||ጉ||ጊ||ጋ||ጌ||ግ||ጎ |- !{{IPA|gʷ}} |ጐ|| ||ጒ||ጓ||ጔ||ጕ|| |- !t' |ጠ||ጡ||ጢ||ጣ||ጤ||ጥ||ጦ |- !{{IPA|ʧ'}} |ጨ||ጩ||ጪ||ጫ||ጬ||ጭ||ጮ |- !p' |ጰ||ጱ||ጲ||ጳ||ጴ||ጵ||ጶ |- !ts' |ጸ||ጹ||ጺ||ጻ||ጼ||ጽ||ጾ |- style="background:silver" |- !f |ፈ||ፉ||ፊ||ፋ||ፌ||ፍ||ፎ |- !p |ፐ||ፑ||ፒ||ፓ||ፔ||ፕ||ፖ |} [[መደብ:ፊደላት]] o9nemuntsgj8ya7m1cv9c23plxmj8f7 ፈረንሰኛ ፊደል 0 2016 23833 18605 2022-08-07T07:13:58Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki ፈረንሰኛ ፊደል ---- A À Â Æ B C Ç D E È É Ê Ë F G H I Î Ï J K L M N O Ô Œ P Q R S T Ù Û Ü V W X Y Ÿ Z a à â æ b c ç d e è é ê ë f g h i î ï j k l m n o ô œ p q r s t ù û ü v w x y ÿ z [[መደብ:ፊደላት]] pnyatiumrs8wdaaw90mj3rqpd1bbfv5 ጀርመንኛ ፊደል 0 2017 23831 18628 2022-08-07T07:13:21Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki ጀርመንኛ ፊደል ---- A Ä B C D E F G H I J K L M N O Ö P Q R S ß T U Ü V W X Y Z a ä b c d e f g h i j k l m n o ö p q r s ß t u ü v w x y z [[መደብ:ፊደላት]] m6fyk6p0ksafulateenwvqo4khklqke እስፓንኛ ፊደል 0 2018 23828 18624 2022-08-07T07:12:11Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki እስፓንኛ ፊደል ---- A Á B C CH D E É F G H I Í J K L LL M N Ñ O Ó P Q R S T U Ú Ü V W X Y Z a á b c ch d e é f g h i í j k l ll m n ñ o ó p q r s t u ú ü v w x y z [[መደብ:ፊደላት]] e1omsf8828dwrqg022c9e7am5v7jp25 ኢታልያንኛ ፊደል 0 2019 23827 22484 2022-08-07T07:11:54Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki ኢታልያንኛ ፊደል ---- A B C D E F G H I L M N O P Q R S T U V Z a b c d e f g h i l m n o p q r s t u v z [[መደብ:ፊደላት]] dbeqe2en2o5iw5imhmbn4rsmw7ovh8y ቋንቋ ሃገር 0 2093 23806 22095 2022-08-07T07:00:12Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ቋንቋ ሃገር''' እዚ ኣምር’ዚ፡ ምስ’ቲ ብ1977 ኪትኣታተው ዝጀመረ ጽገና ቋንቋ-ሃገር ዝተባህለ ተተሓሒዙ ዝቘመ’ዩ። "ትምህርቲ ቋንቋ-ሃገር" ሕጂ "ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ" ተባሂሉ ይጽዋዕ ኣሎ። ሓደ ካብ ወለዲ ወይ መጕ ዚት፡ ቋንቋ-ኣደኦም ዘይሽወደን ምስ ዚኸውን፣ እሞ መዓልታዊ ምስ ውላ ዶም በቲ ቛንቋ’ቲ ዚዛረቡ ምስ ዚዀኑ፣ ቈልዑ ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ ኪወስዱ መሰል ኣሎዎም። [[መደብ:ቋንቋ|ሃገር ፣ ቋንቋ]] qo7adsesosys3rmbl3nelo0qhw0ymba ቋንቋ ብዙሕ 0 2094 23807 22094 2022-08-07T07:00:34Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ቋንቋ ብዙሕ''' እቲ ዝዓበየን ዓብላልን ቋንቋ ናይ’ታ ሃገር። [[መደብ:ቋንቋ|ብዙሕ ፣ ቋንቋ]] gro5mjo6xto38gkjtp9j57mle1wnumb ቋንቋ ውሑድ 0 2095 23814 22363 2022-08-07T07:02:56Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ቋንቋ ውሑድ''' እቶም ብገለ ክፋላት ናይ’ቲ ህዝቢ ዚዝረቡ ቋንቋታት። [[መደብ:ቋንቋ|ውሑድ ፣ ቋንቋ]] gqle3jgihkr2mmtm0qx2cvstdzamm4l ቋንቋ ኣደ 0 2096 23812 22280 2022-08-07T07:02:17Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ቋንቋ ኣደ''' ሰፊሕ ኣምር ኰይኑ፣ ኣውራ ግን እቲ/ቶም ኣብ ቤት ዚጽ ናዕ/ንዑ ቀዳማይ/ሞት ቋንቋ/ታት ማለት’ዩ። [[መደብ:ቋንቋ|ኣደ ፣ ቋንቋ]] idft3valdlxmgarzoyecxr0s4uskz63 ቁጽሪ 0 2761 23835 22986 2022-08-07T07:15:01Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 5em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:5em verdana; background:#ccc;"| 0123456789 |- |} '''ቁጽሪ''' እዩ ሕሳባዊ ነገር ኔሩ ናብ ፍቕዲ, መስፈር , ድማ ምልክት. nኣብነት, 1,2,3,4,5. == ሓደ - ትሽዓተ == {| border="0" cellpadding="10" cellspacing="10" |- bgcolor="#aaaaaa" | | | ብትግርኛ |- bgcolor="#dddddd" |0 | | |- bgcolor="#dddddd" |1 |፩ |[[ሓደ]] |- bgcolor="#dddddd" |2 |፪ |[[ክልተ]] |- bgcolor="#dddddd" |3 |፫ |[[ሰለስተ]] |- bgcolor="#dddddd" |4 |፬ |[[ኣርባዕተ]] |- bgcolor="#dddddd" |5 |፭ |[[ሓሙሽተ]] |- bgcolor="#dddddd" |6 |፮ |[[ሹዱሽተ]] |- bgcolor="#dddddd" |7 |፯ |[[ሸውዓተ]] |- bgcolor="#dddddd" |8 |፰ |[[ሾመንተ]] |- bgcolor="#dddddd" |9 |፱ |[[ትሽዓተ]] |} == ዓሰርተ - ቴስዓ == {| border="0" cellpadding="10" cellspacing="10" |- bgcolor="#dddddd" |10 |፲ |[[ዓሰርተ]] |- bgcolor="#dddddd" |20 |፳ |[[ዕስራ]] |- bgcolor="#dddddd" |30 |፴ |[[ሰላሳ]] |- bgcolor="#dddddd" |40 |፵ |[[ኣርብዓ]] |- bgcolor="#dddddd" |50 |፶ |[[ሓምሳ]] |- bgcolor="#dddddd" |60 |፷ |[[ስሳ]] |- bgcolor="#dddddd" |70 |፸ |[[ሰብዓ]] |- bgcolor="#dddddd" |80 |፹ |[[ሰማንያ]] |- bgcolor="#dddddd" |90 |፺ |[[ቴስዓ]] |} == ዓሰርተ ሓደ - ቴስዓ ትሽዓተን == {| border="0" cellpadding="10" cellspacing="10" |- bgcolor="#dddddd" |11 |፲፩ |[[ዓሰርተ ሓደ]] |- bgcolor="#dddddd" |12 |፲፪ |[[ዓሰርተ ክልተ]] |- bgcolor="#dddddd" |13 |፲፫ |[[ዓሰርተ ሰለስተ]] |- bgcolor="#dddddd" |14 |፲፬ |[[ዓሰርተ ኣርባዕተ]] |- bgcolor="#dddddd" |15 |፲፭ |[[ዓሰርተ ሓሙሽተ]] |- bgcolor="#dddddd" |16 |፲፮ |[[ዓሰርተ ሹዱሽተ]] |- bgcolor="#dddddd" |17 |፲፯ |[[ዓሰርተ ሸውዓተ]] |- bgcolor="#dddddd" |18 |፲፰ |[[ዓሰርተ ሾመንተ]] |- bgcolor="#dddddd" |19 |፲፱ |[[ዓሰርተ ትሽዓተ]] |- bgcolor="#dddddd" |21 | | |- bgcolor="#dddddd" |22 | | |- bgcolor="#dddddd" |23 | | |- bgcolor="#dddddd" |24 | | |- bgcolor="#dddddd" |25 |፳፭ |[[ዕስራን ሓሙሽተን]] |} == ሚእቲ - ... == {| border="0" cellpadding="10" cellspacing="10" |- bgcolor="#dddddd" |100 |፻ |[[ሚእቲ]] |- bgcolor="#dddddd" |500 |፭፻ |[[ሓሙሽተ ሚእቲ]] |- bgcolor="#dddddd" |1000 |፲፻ |[[ሓደ ሺሕ]] |- bgcolor="#dddddd" |5000 |፶፻ |[[ሓሙሽተ ሺሕ]] |- bgcolor="#dddddd" |1000000 | |[[ሓደ ሚሊዮን]] |} == == * [https://web.archive.org/web/20111012144721/http://eritreanrefugees.org/files/Dictionary-Numbers-2.pdf እንግሊዝኛ፡ስእላዊ፡መዝገበቃላት። ቁጽርታት] [[መደብ:ቁጽርታት|*]] 38vmgfqjuooqryxsbjratahi9jt6wgd መደብ:ቁጽርታት 14 2762 23785 17947 2022-08-06T12:38:20Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {{Commonscat|Numbers}} [[መደብ:ትምህርቲ ሕሳብ]] 9b04d5o4oo1pn7qeywvmccr7a8mwn4x ሓደ 0 2763 23839 21587 2022-08-07T07:16:30Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፩ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 1 |- |} '''ሓደ''' [[ቁጽሪ]] ፩። [[መደብ:ቁጽርታት]] rwo59cxbx1s04h33x8rq9s9cgbb2031 ክልተ 0 2766 23788 21616 2022-08-06T12:39:07Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፪ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 2 |- |} '''ክልተ''' [[ቁጽሪ]] ፪። [[መደብ:ቁጽርታት]] bqhhklbprdjhdni26v3o54bixr9gi4m ሰለስተ 0 2769 23843 21598 2022-08-07T07:17:45Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፫ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 3 |- |} '''ሰለስተ''' [[ቁጽሪ]] ፫። [[መደብ:ቁጽርታት]] 89rqhk1sqejl8ro1z1nyyefc85513xm ኣርባዕተ 0 2772 23853 21636 2022-08-07T07:20:57Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፬ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 4 |- |} '''ኣርባዕተ''' [[ቁጽሪ]] ፬። [[መደብ:ቁጽርታት]] 5117g1hzz12dw2vmn2g6wfugjy0fzys ሓሙሽተ 0 2775 23786 21580 2022-08-06T12:38:38Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፭ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 5 |- |} '''ሓሙሽተ''' [[ቁጽሪ]] ፭። [[መደብ:ቁጽርታት]] ekdmbi581mhljaqw5qecwb01xnfbpkw ሹዱሽተ 0 2778 23849 21607 2022-08-07T07:19:29Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፮ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 6 |- |} '''ሹዱሽተ''' [[ቁጽሪ]] ፮። [[መደብ:ቁጽርታት]] si2gjbsctaxf5g5getj3jpqr67xg8t9 ሸውዓተ 0 2781 23848 21606 2022-08-07T07:19:11Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፯ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 7 |- |} '''ሸውዓተ''' [[ቁጽሪ]] ፯። [[መደብ:ቁጽርታት]] cl792we5kf6598daur74asy42amt57r ሾመንተ 0 2784 23850 21608 2022-08-07T07:20:00Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፰ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 8 |- |} '''ሾመንተ''' [[ቁጽሪ]] ፰። [[መደብ:ቁጽርታት]] csbtyg2j8w9ky32vthn2xxl5otr58im ትሽዓተ 0 2787 23852 21623 2022-08-07T07:20:39Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፱ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 9 |- |} '''ትሽዓተ''' [[ቁጽሪ]] ፱። [[መደብ:ቁጽርታት]] 38amfw2rbs493p1uu3uj5quecc7slge ዓሰርተ 0 2791 23789 21634 2022-08-06T12:39:24Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፲ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 10 |- |} '''ዓሰርተ''' [[ቁጽሪ]] ፲። [[መደብ:ቁጽርታት]] dvc0de7aec7ok3qjuhbrx0pvl7lv5za ዓሰርተ ሓደ 0 2794 23791 21627 2022-08-06T12:39:51Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፲፩ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 11 |- |} '''ዓሰርተ ሓደ''' [[ቁጽሪ]] ፲፩። [[መደብ:ቁጽርታት]] qdyt76qcwmd26v0wd4szrm8dburhq43 ዓሰርተ ክልተ 0 2797 23798 21625 2022-08-06T12:41:23Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፲፪ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 12 |- |} '''ዓሰርተ ክልተ''' [[ቁጽሪ]] ፲፪። [[መደብ:ቁጽርታት]] ihtkg8e6z0t05sio9jxnivztqug6vyu ዓሰርተ ሰለስተ 0 2800 23792 21628 2022-08-06T12:40:05Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፲፫ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 13 |- |} '''ዓሰርተ ሰለስተ''' [[ቁጽሪ]] ፲፫። [[መደብ:ቁጽርታት]] altby72c5ze2gj9bjjabboz5w2ivqoh ዓሰርተ ኣርባዕተ 0 2803 23797 21633 2022-08-06T12:41:11Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፲፬ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 14 |- |} '''ዓሰርተ ኣርባዕተ''' [[ቁጽሪ]] ፲፬። [[መደብ:ቁጽርታት]] ds7oojkz4iupqzlf78wt5mqybb5aput ዓሰርተ ሓሙሽተ 0 2806 23790 21626 2022-08-06T12:39:37Z የኑረነቢ ማህደር 8475 wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፲፭ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 15 |- |} '''ዓሰርተ ሓሙሽተ''' [[ቁጽሪ]] ፲፭። [[መደብ:ቁጽርታት]] 2d77fvxmap858qc91qvjjuo4ydied7x ዓሰርተ ሹዱሽተ 0 2809 23794 21630 2022-08-06T12:40:33Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፲፮ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 16 |- |} '''ዓሰርተ ሹዱሽተ''' [[ቁጽሪ]] ፲፮። [[መደብ:ቁጽርታት]] bqozjhxrnfyg1eh7q9tibrawi7g0fme ዓሰርተ ሸውዓተ 0 2812 23793 21629 2022-08-06T12:40:19Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፲፯ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 17 |- |} '''ዓሰርተ ሸውዓተ''' [[ቁጽሪ]] ፲፯። [[መደብ:ቁጽርታት]] fpcz0brhi1vfkmcpz7f9dnxibubeqry ዓሰርተ ሾመንተ 0 2815 23795 21631 2022-08-06T12:40:46Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፲፰ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 18 |- |} '''ዓሰርተ ሾመንተ''' [[ቁጽሪ]] ፲፰። [[መደብ:ቁጽርታት]] 9nckb7x5hwwl20yh9djcm5vzl104m92 ዓሰርተ ትሽዓተ 0 2818 23796 21632 2022-08-06T12:40:59Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፲፱ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 19 |- |} '''ዓሰርተ ትሽዓተ''' [[ቁጽሪ]] ፲፱። [[መደብ:ቁጽርታት]] cai77sw9ro4349m2z1ffs07firzflrz ዕስራን ሓሙሽተን 0 2821 23800 21571 2022-08-06T12:41:49Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፳፭ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 25 |- |} '''ዕስራን ሓሙሽተን''' [[ቁጽሪ]] ፳፭። [[መደብ:ቁጽርታት]] r9gdqqwxhwwk53jnpmf9uac5x9lr8ol ዕስራ 0 2824 23799 21572 2022-08-06T12:41:36Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፳ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 20 |- |} '''ዕስራ''' [[ቁጽሪ]] ፳። [[መደብ:ቁጽርታት]] p5f5y881npb52cls3gdh2k4lykgxq0g ሰላሳ 0 2827 23844 21599 2022-08-07T07:18:00Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፴ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 30 |- |} '''ሰላሳ''' [[ቁጽሪ]] ፴። [[መደብ:ቁጽርታት]] k77ie35so10cdo0cd8272no6n7s38tg ኣርብዓ 0 2830 23787 21635 2022-08-06T12:38:50Z የኑረነቢ ማህደር 8475 wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፵ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 40 |- |} '''ኣርብዓ''' [[ቁጽሪ]] ፵። [[መደብ:ቁጽርታት]] iy2th79lsxkeiir5jrnsxbkj3gbsdmv ሓምሳ 0 2833 23838 21583 2022-08-07T07:16:09Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፶ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 50 |- |} '''ሓምሳ''' [[ቁጽሪ]] ፷። [[መደብ:ቁጽርታት]] btleaav6rav3zvag0fuy3p1oyfmjlge ስሳ 0 2836 23847 21605 2022-08-07T07:18:54Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፷ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 60 |- |} '''ስሳ''' [[ቁጽሪ]] ፷። [[መደብ:ቁጽርታት]] k5dvn3fyj1br605nmmkchk1jsfylcpd ሰብዓ 0 2839 23846 21601 2022-08-07T07:18:39Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፸ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 70 |- |} '''ሰብዓ''' [[ቁጽሪ]] ፸። [[መደብ:ቁጽርታት]] dkgzg9xtxbbztf0d6kyxtkk9sdt8ipw ሰማንያ 0 2842 23845 21600 2022-08-07T07:18:17Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፹ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 80 |- |} '''ሰማንያ''' [[ቁጽሪ]] ፹። [[መደብ:ቁጽርታት]] 7bktditjctb9c6hsgifz5m098ovk9ir ቴስዓ 0 2845 23851 21613 2022-08-07T07:20:19Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፺ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 90 |- |} '''ቴስዓ''' [[ቁጽሪ]] ፺። [[መደብ:ቁጽርታት]] sesdg6v87uejdppvchaflguzr4149am ሚእቲ 0 2848 23842 21596 2022-08-07T07:17:29Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፻ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 100 |- |} '''ሚእቲ''' [[ቁጽሪ]] ፻። [[መደብ:ቁጽርታት]] lgwv3fvvrbrfnuu1b5pl5corfyo0g2v ሓሙሽተ ሚእቲ 0 2851 23836 21581 2022-08-07T07:15:32Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፭፻ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| 500 |- |} '''ሓሙሽተ ሚእቲ''' [[ቁጽሪ]] ፭፻። [[መደብ:ቁጽርታት]] 6nbmky9sihm5u7bmr1y0h27rlx3qr2f ሓደ ሺሕ 0 2854 23841 21589 2022-08-07T07:17:12Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፲፻ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:5em verdana; background:#ccc;"| 1000 |- |} '''ሓደ ሺሕ''' [[ቁጽሪ]] ፲፻። [[መደብ:ቁጽርታት]] ceeg0x5qdbgjmb71h3k99nhog03yda4 ሓሙሽተ ሺሕ 0 2857 23837 21582 2022-08-07T07:15:52Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:10em verdana; background:#ccc;"| ፶፻ |- |} {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font: 5em verdana; background:#ccc;"| 5000 |- |} '''ሓሙሽተ ሺሕ''' [[ቁጽሪ]] ፶፻። [[መደብ:ቁጽርታት]] 422fd86xjft4naw7r3l02i9qx6z9zsp ሓደ ሚሊዮን 0 2858 23840 21588 2022-08-07T07:16:52Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {| class="infobox" style="width: 20em;" |- ! colspan="2" style="text-align:center; font:5em verdana; background:#ccc;"| 1000000 |- |} '''ሓደ ሚሊዮን''' [[ቁጽሪ]] 1000000። [[መደብ:ቁጽርታት]] og00mmmiwkrziqoytvk3jwcck1nyk83 መደብ:ሃይማኖት 14 2925 23818 17982 2022-08-07T07:04:35Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {{Commonscat|Religion}} [[መደብ:ኣስተዋጽኦ ፍልጠት]] ndc7gmg17dpxqmlkyoyva8dyv05ecwz መደብ:ክርስትና 14 3625 23819 17049 2022-08-07T07:04:52Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki [[መደብ:ሃይማኖት]] gwzh5zvvucmp91ybhoko0dsos9qs9d4 ግሪክኛ ፊደል 0 4152 23832 18870 2022-08-07T07:13:39Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki {|class="wikitable" style="margin:0.2em auto; width:{{{width|80%}}}; border-collapse:collapse; clear:{{{clear|both}}};" |- !style="background:#efefef; text-align:center;" colspan="24"|ግሪክኛ ፊደል |-style="font-size:80%;text-align:center;" lang="el" xml:lang="el" |[[Α|Αα]]||[[Β|Ββ]]||[[Γ|Γγ]]||[[Δ|Δδ]]||[[Ε|Εε]]||[[Ζ|Ζζ]]||[[Η|Ηη]]||[[Θ|Θθ]]||[[Ι|Ιι]]||[[Κ|Κκ]]||[[Λ|Λλ]]||[[Μ|Μμ]]||[[Ν|Νν]]||[[Ξ|Ξξ]]||[[Ο|Οο]]||[[Π|Ππ]]||[[Ρ|Ρρ]]||[[Σ|Σσ]]||[[Τ|Ττ]]||[[Υ|Υυ]]||[[Φ|Φφ]]||[[Χ|Χχ]]||[[Ψ|Ψψ]]||[[Ω|Ωω]] |- !colspan="24"|ሞት |-style="font-size:80%;text-align:center;" lang="el" xml:lang="el" |[[Ϝ|Ϝϝ]]||[[Ϛ|Ϛϛ]]||[[Ͱ|Ͱͱ]]||[[Ϻ|Ϻϻ]]||[[Ϙ|Ϙϙ]]||[[Ͳ|Ͳͳ]]||[[Ϸ|Ϸϸ]] |} [[መደብ:ፊደላት]] 8ew95cww1grifl10ji14ysy775rwuzp ራሽኛ ፊደል 0 4153 23824 18591 2022-08-07T07:10:49Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki ራሽኛ ፊደል ---- А Б В Г Д Е Ё Ж З И Й К Л М Н О П Р С Т У Ф Х Ц Ч Ш Щ Ъ Ы Ь Э Ю Я а б в г д е ё ж з и й к л м н о п р с т у ф х ц ч ш щ ъ ы ь э ю я [[መደብ:ፊደላት]] o0q9g5ecmgklt8desg2a2pcsxt04tm7 ዓረብኛ ፊደል 0 4158 23830 21155 2022-08-07T07:12:54Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki ዓረብኛ ፊደል ---- የማነ ኣባዲ ابن {| class="wikitable" |ابن |son |- |اتصال |connect |- |اثنين |two |- |احتفظ |keep |- |احد |single |- |اختبار |test |- |اختر |select |- |اختراع |invent |- |اختلف |differ |- |اختيار |pick |- |اختيار |choose |- |ارتداء |wear |- |ارتفاع |high |- |ارتفع |rose |- |استخدام |use |- |استراحة |break |- |استغرق |took |- |استمع |listen |- |اسم |name |- |اشترى |bought |- |اشتعلت |caught |- |اعتقد |think |- |اعتقد |believe |- |اقترح |suggest |- |اكتشاف |find |- |الابتسامة |smile |- |الارتفاع |rise |- |الأب |father |- |الأخضر |green |- |الأرض |land |- |الأرقام |numeral |- |الأزرق |blue |- |الأساسية |basic |- |الأصفر |yellow |- |الأصلي |original |- |الأطفال |children |- |الأقل |least |- |الأكسجين |oxygen |- |الأم |parent |- |الأمة |nation |- |الأنف |nose |- |الأول |first |- |الآن |now |- |الآن |far |- |البحث |search |- |البخار |steam |- |البعض |other |- |البنك |bank |- |البيض |egg |- |التاريخ |history |- |التجربة |experience |- |التربة |soil |- |التكلفة |cost |- |التل |hill |- |التي |which |- |التيار |current |- |الثالث |third |- |الجانب |side |- |الجبل |mountain |- |الجبهة |front |- |الجدول |table |- |الجذر |root |- |الجزيرة |island |- |الجلد |skin |- |الجلوس |sit |- |الجليد |ice |- |الجمال |beauty |- |الجمع |plural |- |الجنوب |south |- |الجنيه |pound |- |الجواب |answer |- |الجيران |neighbor |- |الحارة |warm |- |الحاضر |present |- |الحب |love |- |الحديث |talk |- |الحديث |modern |- |الحركة |motion |- |الحشد |crowd |- |الحشرة |insect |- |الحصان |horse |- |الحصول على |get |- |الحق |right |- |الحقل |field |- |الحكم |govern |- |الحيوان |animal |- |الخاصة |own |- |الخبز |bread |- |الخشب |wood |- |الدم |blood |- |الدولار |dollar |- |الذراع |arm |- |الذرة |corn |- |الذهب |gold |- |الذي |who |- |الذي |whose |- |الربيع |spring |- |الرجاء |please |- |الرجال |men |- |الرد |reply |- |الرسالة |letter |- |الرعاية |care |- |الرقبة |neck |- |الرقم |figure |- |الرقيق |slave |- |الرياح |wind |- |الرئيسية |major |- |الساحل |coast |- |الساق |leg |- |السائل |liquid |- |السباحة |swim |- |السبب |cause |- |السبت |sat |- |السرعة |speed |- |السفر |travel |- |السكر |sugar |- |السليم |proper |- |السماح |allow |- |السؤال |question |- |السيطرة |control |- |الشاطئ |shore |- |الشباب |young |- |الشراع |sail |- |الشرق |east |- |الشعر |hair |- |الشهيرة |famous |- |الصباح |morning |- |الصحافة |press |- |الصعب |difficult |- |الصف |row |- |الصفحة |page |- |الصلب |steel |- |الصمت |silent |- |الصيف |summer |- |الضحك |laugh |- |الضرورة |necessary |- |الضوضاء |noise |- |الطابق |floor |- |الطاقة |energy |- |الطبيب |doctor |- |الطبيعة |nature |- |الطقس |weather |- |الطلاء |paint |- |العاصمة |capital |- |العالم |world |- |العبارة |phrase |- |العدو |enemy |- |العرض |offer |- |العشب |grass |- |العشري |decimal |- |العظام |bone |- |العكس |opposite |- |العمر |age |- |العمل |work |- |العمل |job |- |العمل |operate |- |العين |eye |- |الغابات |forest |- |الغاز |gas |- |الغناء |sing |- |الفاكهة |fruit |- |الفجوة |divide |- |الفرح |joy |- |الفضاء |space |- |الفعل |verb |- |الفوز |win |- |الفئة |class |- |القارة |continent |- |القانون |law |- |القدم |foot |- |القرن |century |- |القسم |section |- |القط |cat |- |القفزة |jump |- |القليل |little |- |القيام |do |- |الكبرى |grand |- |الكتف |shoulder |- |الكثير |lot |- |الكل |total |- |الكلام |speak |- |الكلب |dog |- |اللحوم |meat |- |اللغة |language |- |الليل |night |- |الماضي |past |- |المال |money |- |المائة |cent |- |المحيط |ocean |- |المدرسة |school |- |المدينة |city |- |المسار |track |- |المعادن |metal |- |المعرض |show |- |المعركة |fight |- |المعنى |sense |- |المقبل |next |- |الملكية |property |- |المنزل |home |- |الموت |death |- |الموسم |season |- |الموسيقى |music |- |الموضوع |subject |- |النار |fire |- |الناس |people |- |النتيجة |score |- |النساء |women |- |النظام |order |- |النظر |consider |- |النفس |self |- |النهر |river |- |الوادي |valley |- |الوزن |weight |- |الوصول |reach |- |الوقت |time |- |الوقوف |stand |- |الولادة |born |- |امتداد |stretch |- |امرأة |woman |- |انتشار |spread |- |انتظر |wait |- |انزلاق |slip |- |انضمام |join |- |إثبات |prove |- |إحساس |feel |- |إذا |if |- |إذن |ear |- |إرسال |write |- |إرسال |send |- |إسقاط |drop |- |إسم |noun |- |إشعار |notice |- |إصبع |finger |- |إضافة |add |- |إطار العجلة |tire |- |إعداد |prepare |- |إقامة |stay |- |إلا |except |- |إلى |for |- |إلى |to |- |إلى |down |- |إلى الأمام |forward |- |إنتاج |produce |- |أب |dad |- |أبدا |never |- |أبدا |ever |- |أبقى |kept |- |أبيض |white |- |أثار |excite |- |أحمر |red |- |أخذ |take |- |أداة |instrument |} [[መደብ:ፊደላት]] oaddyedgapnpwr199u6cyypcq7110z1 ፖርቱጋልኛ ፊደል 0 4159 23834 18577 2022-08-07T07:14:16Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki ፖርቱጋልኛ ፊደል ---- A À Á à  B C Ç D E È É Ê F G H I Ì Í Î J K L M N O Ó Õ Ô P Q R S T U Ù Ú Û V W X Y Z a à á ã â b c ç d e è é ê f g h i ì í î j k l m n o ó õ ô p q r s t u ù ú û v w x y z [[መደብ:ፊደላት]] 1tmj5wtybd7awnrpjss6vg4ouu3frpn ዓረብኛ 0 4607 23829 19548 2022-08-07T07:12:31Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki ዓረብኛ ---- ا أ إ آ ب ت ة ث ج ح خ د ذ ر ز س ش ص ض ط ظ ع غ ف ق ك ل لا لأ لإ لآ م ن و ؤ ي ئ ء َ ً ُ ٌ ِ ٍ ّ ْ [[መደብ:ፊደላት]] nj6e7mff8jlgqtfj80d7qsc760ikjzv ቋንቋ እንግሊዝኛ 0 4612 23825 23475 2022-08-07T07:11:10Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki [[file:Anglospeak (subnational version).svg|thumb]] እንግሊዝኛ ፊደል ---- A B C D E F G H I J K L M N O P Q R S T U V W X Y Z a b c d e f g h i j k l m n o p q r s t u v w x y z [[መደብ:ፊደላት]] sizlp6ty84mq5hr6y21ctgyflh0ysbs ፊንላንድ 0 5170 23822 21827 2022-08-07T07:06:28Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ wikitext text/x-wiki '''ፊንላንድ''', ተባሂሉ ይጽዋዕ '''የፊንላንድ''', ኣሎ እቲ ሃገር ብ [[ሰሜናዊ ኣውሮጳ]]. [[File:Flag of Finland.svg|thumb|ፊንላንድ]] [[File:EU-Finland.svg|thumb]] [[መደብ:ፊንላንድ]] [[መደብ:ሃገራት ኤውሮጳ]] kbruxfa3alegcyccb7vbb36xcc89lxi 23823 23822 2022-08-07T07:07:55Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki '''ፊንላንድ''', ተባሂሉ ይጽዋዕ '''የፊንላንድ''', ኣሎ እቲ ሃገር ብ [[ሰሜናዊ ኣውሮጳ]]. [[ፋይል:Flag of Finland.svg|thumb|ፊንላንድ]] [[ፋይል:EU-Finland.svg|thumb]] [[መደብ:ፊንላንድ]] [[መደብ:ሃገራት ኤውሮጳ]] 2gxhjsmwed53qa1jqmj2114iuxz0mw4 መደብ:ሙዚቃ 14 6019 23803 23739 2022-08-06T16:21:47Z የኑረነቢ ማህደር 8475 commons wikitext text/x-wiki Wikimedia Commons has media related to [https://commons.wikimedia.org/wiki/Category:Music ሙዚቃ]. k2l542el595ux371f0axjrpjqvctuzw ዴቪድ ዉዳርድ 0 6020 23801 2022-08-06T15:42:51Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ሓዳስ ፅሑፍ wikitext text/x-wiki [[ፋይል:DW2018.jpg|thumb|200px|right|ዉዳርድ ኣብ 2018።]] '''ዴቪድ ዉዳርድ''' ({{IPA-en|David Woodard|ኣደማምጻ|Pronunciation of the English surname Woodard.ogg}}; 6 ኣፕሪል 1964 ኣብ ሳንታ ባርባራ ካሊፎርንያ ውሽጢ ዝተወለደ) [[ኣመሪካ|ኣመሪካዊ]] መሪሕነት ኦርኬስትራን ጸሓፊ ድሕረ ዘመናዊ ታሪኽን ኮይኑ፣ ከምኡ’ውን ናይ ፍሉጣት ባዕዳዊ ገዛእቲ ስድራቤታት ኣሜሪካ ዘርኢ ኣለዎ።<ref>ካርፔንተር ሱዛን፣ [https://latimes.com/archives/la-xpm-2001-may-09-cl-60944-story.html "In Concert at a Killer's Death"]፣ ''ሎስ ኣንጀለስ ታይምስ''፡ 9 መይ 2001።</ref><ref>ጄኮብ ኤፕስታይን፣ [https://sfgate.com/opinion/article/Rebuilding-a-pure-Aryan-home-in-the-Paraguayan-2723542.php "Rebuilding a Home in the Jungle"]፣ ''ሳንፍራንሲስኮ ክሮኒክል''፡ 13 ማርች 2005።</ref> ዉዳርድ ኣብ [[ፓራጓይ]] ምስ ንማዕርነት መሰል ደቂ ኣንስትዮ ትቓለስን(ፌሚኒስት)/ኣብ ኣመጋግባ ተዋጽኦ ስጋን ጸባን ዘይኮኑ ምግብታት ትነጥፍን ኑዌቫ ጀርመንያ እትበሃል ግለ ሰብ ብዝሰርሖ ስራሕ እውን ይፍለጥ። ኣብታ ምስ [[ስዊዘርላንድ|ስዊዘርላንዳዊ]] ጸሓፊ ልብ-ወለድ ክርስቲያን ክራክት ብሓባር ብምኻን ብቋንቋ ጀርመን ዝተጻሕፈት ''Five Years'' ዘርእስታ መጽሓፉ፣ገለ ኣብቲ ቦታ ዝተሰርሐ ሰብኣዊ ስራሕ ትገልጽ።<ref>ክርስቲያን ክራክት & ዴቪድ ዉዳርድ [https://wehrhahn-verlag.de/public/index.php?ID_Section=3&ID_Product=577 ''Five Years''] (ሃኖቨር፡ ዌርሃን ቨርላግ፡ 2011)።</ref> ==መወከሲታት== <references /> ==መርበብ== * [https://www.davidwoodard.com ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ] * WorldCat: [https://www.worldcat.org/identities/lccn-no2011174082/ 174755630] * GND: [https://portal.dnb.de/opac.htm?method=simpleSearch&cqlMode=true&query=nid%3D1014196620 1014196620] {{Commonscat|David Woodard|ዴቪድ ዉዳርድ}} [[መደብ:ሙዚቃ]] 7ropkz5x5jvmpzef7sskrxp2wc551oh 23802 23801 2022-08-06T16:10:10Z የኑረነቢ ማህደር 8475 /* መርበብ */Commons wikitext text/x-wiki [[ፋይል:DW2018.jpg|thumb|200px|right|ዉዳርድ ኣብ 2018።]] '''ዴቪድ ዉዳርድ''' ({{IPA-en|David Woodard|ኣደማምጻ|Pronunciation of the English surname Woodard.ogg}}; 6 ኣፕሪል 1964 ኣብ ሳንታ ባርባራ ካሊፎርንያ ውሽጢ ዝተወለደ) [[ኣመሪካ|ኣመሪካዊ]] መሪሕነት ኦርኬስትራን ጸሓፊ ድሕረ ዘመናዊ ታሪኽን ኮይኑ፣ ከምኡ’ውን ናይ ፍሉጣት ባዕዳዊ ገዛእቲ ስድራቤታት ኣሜሪካ ዘርኢ ኣለዎ።<ref>ካርፔንተር ሱዛን፣ [https://latimes.com/archives/la-xpm-2001-may-09-cl-60944-story.html "In Concert at a Killer's Death"]፣ ''ሎስ ኣንጀለስ ታይምስ''፡ 9 መይ 2001።</ref><ref>ጄኮብ ኤፕስታይን፣ [https://sfgate.com/opinion/article/Rebuilding-a-pure-Aryan-home-in-the-Paraguayan-2723542.php "Rebuilding a Home in the Jungle"]፣ ''ሳንፍራንሲስኮ ክሮኒክል''፡ 13 ማርች 2005።</ref> ዉዳርድ ኣብ [[ፓራጓይ]] ምስ ንማዕርነት መሰል ደቂ ኣንስትዮ ትቓለስን(ፌሚኒስት)/ኣብ ኣመጋግባ ተዋጽኦ ስጋን ጸባን ዘይኮኑ ምግብታት ትነጥፍን ኑዌቫ ጀርመንያ እትበሃል ግለ ሰብ ብዝሰርሖ ስራሕ እውን ይፍለጥ። ኣብታ ምስ [[ስዊዘርላንድ|ስዊዘርላንዳዊ]] ጸሓፊ ልብ-ወለድ ክርስቲያን ክራክት ብሓባር ብምኻን ብቋንቋ ጀርመን ዝተጻሕፈት ''Five Years'' ዘርእስታ መጽሓፉ፣ገለ ኣብቲ ቦታ ዝተሰርሐ ሰብኣዊ ስራሕ ትገልጽ።<ref>ክርስቲያን ክራክት & ዴቪድ ዉዳርድ [https://wehrhahn-verlag.de/public/index.php?ID_Section=3&ID_Product=577 ''Five Years''] (ሃኖቨር፡ ዌርሃን ቨርላግ፡ 2011)።</ref> ==መወከሲታት== <references /> ==መርበብ== * [https://www.davidwoodard.com ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ] * Wikimedia Commons has media related to [https://commons.wikimedia.org/wiki/Category:David_Woodard ዴቪድ ዉዳርድ]. * WorldCat: [https://www.worldcat.org/identities/lccn-no2011174082/ 174755630] * GND: [https://portal.dnb.de/opac.htm?method=simpleSearch&cqlMode=true&query=nid%3D1014196620 1014196620] [[መደብ:ሙዚቃ]] 1r988783d3hg66iuwfc7rfveu2zl31u ምይይጥ ተጠቃሚ:MdsShakil/header 3 6021 23804 2022-08-06T16:46:02Z Pathoschild 378 create header for talk page ([[m:Synchbot|requested by MdsShakil]]) wikitext text/x-wiki <div style="display: flex; flex-wrap: wrap; justify-content: center; align-items: center; margin: 16px 0; border: 1px solid #aaaaaa;"> <div style="padding: 12px;">[[File:Circle-icons-megaphone.svg|75px|link=[[m:User_talk:MdsShakil]]]]</div> <div style="flex: 1; padding: 12px; background-color: #dddddd; color: #555555;"> <div style="font-weight: bold; font-size: 150%; color: red; font-family: 'Comic Sans MS'">Welcome to my talk page!</div> <div style="max-width: 700px">Hey! I am Shakil Hosen. I patrol many projects, and where I don't know the language I only act in cases of serious vandalism. If you think I have done anything wrong, feel free to [[m:User talk:MdsShakil|message me]] on Meta wiki. If you don't like that you can leave me messages here too, but since I do not watch all of my talk pages, your message might not get a timely response. Thanks! [[File:Face-smile.svg|18px|link=[[m:User:MdsShakil]]]]</div> </div> </div> 6ns6eellkw7iqc4yteyjnszfjmo2yio ምይይጥ ተጠቃሚ:MdsShakil 3 6022 23805 2022-08-06T18:15:06Z Pathoschild 378 add talk page header ([[m:Synchbot|requested by MdsShakil]]) wikitext text/x-wiki {{User talk:MdsShakil/header}} tbo8m2n1p4y1shpmyu07h1k0g9pq65d